16
Tue, Apr
0 New Articles

ኣብ ማቴ 6=13 ጎይታና የሱስ ከምዚ ኢልና ክንጽሊ ምሂሩና " ካብ ክፉእ ኣድሕነናን እምበር ናብ ፈተና ኣይትእትዎና" ሓቀኛ ቅድስና ውጺኢት ናይ ቃልሲ እዩ ፥ናብ ኣብ ኩርሲ ኢዱ ኣጣሚሩ ኮፍ ዝብልን፣ ኣብ ዓራት ኮይኑ ብናይ ሓሳባት ዕንባባ ናብ ሰማያት ዝኸይድ ክርስትያን ኣይመጽእን እዩ ቁዱሳት እንኸውን ምስ ፍትወታት ስጋናን ሰይጣን ምስ እንቃለስ ጥራይ እዩ ።

ኣብ ያዕቆብ 1=12-15 ሃዋርያ ያዕቆብ ብዛዕባ ሓጥያትን ፈተናን ይዛረብ ፥ከምዚ ይብል ንሓጥያት ምስዓር እንተ ቐጺልካ ሓደ ምዓልቲ ካብ ኣምላኽ

ፍቑር ሓወይ-ፍቕርቲ ሓብተይ። እግዚኣብሄር ነዊሕ መገዲ ከምዘለኩም ክሕብረኩም ከምዝደለየኒ ኮይኑ ስለእተሰመዓኒ ኣብ ናይ ነብዪ ኤልያስ ዛንታ ተመርኲሰ ነቲ ዘሎኒ ሓሳባት ከካፍለኩም፣

I believe there resides power in beauty. We see it such as in the symmetry of the feminine creation, as we do in the harmony of Beethoven's symphonies. Beauty is startlingly mighty.When a police

ብዛዕባ እተን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘለዋ ደቀንስትዮ ምስ እንርኢ፡ ዕውታትን ብርቱዓትን ኣገልገልቲ ኣምላኽ ናይ ምዃነን ምስጢር፡ ዓቢ ክእለተን ወይ ፍልጠተን፡ ትምህርተን ወይ ከኣ ዝነበረን ስልጣን ከምዘይኰነ ኢና እንመሃር። ኣዝየን ተራ ሰባት፡ ንጹህ ዝልበን፡ ብምሉእ ልበን ንኣምላኽ ዝኣምና ዝነበራ ኰይነን ከኣ

It is easy to forget favors done to you. A close instance of how man cannot live without favor is his childhood. Unless you fell under the caring, tender hands of your mother you would have not made

More Articles ...