18
Thu, Apr
0 New Articles

ነፍሲ ወከፍና መንፈሳዊ የዒንትና እንተ ዝኽፈት ኔሩ ከመይ ኮን ነቲ ሰመያዊ ዓለም ጥራይ ሃረር ምበልና ኔርና፣ ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን ከኣ መንፈሳዊ የዒንትኻ እንተ ዘይተኸፊቱ ንዘለካ ሰመያዊ ጽውዓን ክብርን ምስ እዚ ሓላፊ ምድራዊ ነገር ምውድዳር ዘይተርፍ እዩ፣
 
ኣብ ነፍሲ ወከፍ

ሓደ ግዜ ሓደ ኣዚዩ ሃብታም ሰብኣይ ነበረ፣ እዚ ሰብ እዚ ኩሉ ምድራዊ ሃብቲ ዝመልኣሉ። ብሃብቲ ዒቕ ዝበለ ሰብኣይ እዩ ዝነበረ፣ ምስ እዚ ኹሉ ሃብቱን በረኸቱን ግና ምስትውዓል ዝገደሎ ዕሽነት ከኣ ዝተቓረኖ ጨካን ሰብኣይ እዩ ኔሩ፣ ሓንቲ ኣዚያ መስተውዓሊት ሰበይቲ ግና ነበረቶ፣ እስከ ብዛዕባ እዚኦም እታ ዛንታ

ኣብ ህይወትካ ንመጀመርታ ጊዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝሓዝካሉ መዓልቲ ትዝክሮዶ? ምናልባት ካብ ክርስትያናዊ ስድራቤት ዝመጻእካ እንተኴንካ ካብ ንእስነትካ ጀሚርካ ወለድኻን ኣያታትካን ከንብብዎ ትርኢ ኔርካ ትኸውን። ወይውን ክሳብ ዓቢ ሰብ እትኸውን ከተንብቦ ዕድል ዘይረኸብካ ክትከውን ትኽእል። ምናልባት'ውን ሃይማኖተይ

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ወደ መዝሙርነት ብዙሕ ነገራት ይጠቅስ፣ ጎይታ ወደ መዝሙር ክኸውን ዝደሊ ሰብ ብዛዕባ ከማልኦ ዘለዎ ረቛሒታት ብተደጋጋሚ ተዛሪቡ ኣሎ፣ ከምቲ ዝኾነ ኣስራሒ ንሓንቲ ፍልይቲ  ናይ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛ ንምቑጻር እቲ የድሊ እዩ ዝበሎ ረቛሒታት ዘቐምጥ እሞ ነቲ ረቛሒታት ዘማልኡ ጥራይ

ኣብ ገጠራት ዓድና ኣጋ ጊዜ ዀይኑ ጸልማት ዓይኒ ምስ ሓዘ ሓደሓደ እዋን ሰባት ኣብ በሪኽ ወጺኦም 'ዝረኤ ዝረኤ ኣድጊ ዝረኤ'፡ 'ብዕራይ ዝረኤ' ወዘተ ኢሎም ብዓውታ የድህዩ እሞ ዝረኣየ እንተሎ ይሕብሮም። ሓበሬታ እንተ ዘይረኸቡ ኸኣ ናብቲñ ጥሪቶም ክጓሰዩሉ ዝወዓሉ መሮራት

ቅድሚ ሒደት ዓመታት። ኣብ ሓደ ምውቕ ናይ ሓጋይ ቀትሪ ኣብ ፍሎሪዳ ሓደ ንእሽቶ ቆልዓ ኣብ ድሕሪ ገዝኡ ኣብ ዝርከብ ቀላይ  ክሕንብስ ወሰነ፣ ብታህዋኽ ኩሉ ክዳዉንቱ። ሳእኑን ካልሱን ኣዉጺኡ ድማ  ዘሊሉ ናብቲ ዝሑል ማይ ኣተወ፣ ሓርገጽ ናብኡ ገጹ ይመጽእ ከምዘሎ ከየስተውዓለ ድማ ናብ ማእከል እቲ

ንእስነት ክልተ ገጻ ኣለዎ በቲ ሓደ ወገን ናይ ናጽነትን ጸወታን ሓድሽ ተመኩሮታትን እዋን ክኸውን ከሎ፣ በቲ ሓደ ወገን ድማ ዕድመ ብዘምጽኦ ድፊኢታት ናብቲ ውዕውዕ ናይ ተፈጥሮ ኩነታት ናብ ዘይድለ ሕማቕ ኩነታት ክንሳገር ዝከኣል እዩ።

More Articles ...