24
Wed, Apr
0 New Articles

ታሪኽ ኩሉ ሓደ ብሓደ እንተ መርመርናዮ ቡዙሕ ግዜ ንኣምላኽን ነታ ኣብ ምድሪ ዘላ ብደም ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ዝቖመት ማሕበሩን ዝቃወሙ ማእለያ የብሎምን፣ ብዙሓት መራሕቲ ሃገራትን ናይ ሃይማኖት መራሕትን ሙርኡያት ኢና በሃልትን ፖሎቲከኛታትን ንመጽሓፍ ቁዱስን መመሪሒኡን ካብ ታሪኽ ክሓኩ ዘይተኣደነ ጻዕሪ ጌሮምን ይገብሩን ኣለዎ፣ እዚ ከምዚ ዓይነት ታሪኽ እዚ ግና ኩሉ ግዜ ምስ ተሳዕረን ምስ ወደቐን እዩ፣ ናይ ነውሒ ተመክሮ ከይከድና እኳ እቲ ኣብ 90ታት ዝተርኣይ ናይ

Fear is one of the greatest emotional strongholds that flatten the energy of mankind. It breaks the might of armies and able men. It brings kings to their knees and withers the pride of the

Last week I was listening to the song “Jesus loves me”. I cannot express the inspiration that it breathed on me. It is one thing to remotely live as a man of religion and morality, but it

It is the story of the day on which the Lord Jesus Christ rose from the dead. It was the first day of the week according to the reckoning of the Old Testament and it is the last day of the week

ሓደ ሃብታም ሰብኣይን ወዱን ኣሳእል ምእካብ ኣዚዮም የፍቅሩ ነበሩ፣ ካብ እቲ ኣስኣል ፉሉጥ ሰኣላይ ፒካሶ ክሳብ እቲ ጉንን ራፋኤል ዝሰኣልዎ ኩሉ ስእልታት ከኣ ኣከቡ፣ ኩሉ ግዜ ኸኣ ብሓንስብ ኮፍ ኢሎም ነቲ ዝኣከብዎ ስእልታት መዓልታዊ የድንቕዎ ነበሩ፣

ኣብ መንጎ ኣሜርካን ቪትናውን ውግእ ምስ

When I was a child, my mother used to rub my head as I leaned on her lap. Immediately I would feel some warmth running across my back head. Then beyond the massaging, some sense of security and

እዚ ዛንታዚ ኣብ ናይ ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ናይ ትንሳኤ መዓልቲ እተኸስተ ፍጻሜ እዩ። እቲ መዓልቲ ብኣቆጻጽራ ኣይሁድ (ብሉይ ኪዳን) ናይ ሰሙን መጀመርያ መዓልቲ እዩ ነይሩ። ብናይ ሎሚ ኣቆጻጽራና ከኣ መዓልቲ ሰንበት ምዃኑ እዩ። እቲ ቦታ ጎይታና እተቐብረሉ ስፍራ እዩ። ከምቲ ሎሚ እንፈልጦ ሬሳ ጥራይ ዘእቱ

More Articles ...