19
Fri, Apr
0 New Articles

ብዙሕ ግዜ ንገራት ካብ ቁጽጽርና ወጻእ ክኸዱ ከለዉ ኩሉ ኸኣ ኣንጻር እቲ ንሕና ዝተጸበናዮ ክጸንዓና ከሎ። ዝተጸበናዮም ሰባት ክጠልሙና ከለዉ ተስፋ ዝገበርናሉ ኩሉ ክወድቕ ከሎ ዝስማዓና ናይ በይንነት ስሚዒት ኣዚዩ ዓብን ገዚፍን እዩ ኣብዚ ግዚእ እዚ ኣብ ቡዙሓት እናተቐመጥካ በይንኻ ዝስማዓካ እዋናት እዩ። ጸገምን ሽግርን ነብይንኻ ከምዝኾነ ስለ ዝስማዓካ ካልእ ብዛዕባኻ ዝግደስ እካ ኣይመስለካን እዩ። ነገር ኩሉ ንዓኻ ከቢድ እዩ። 

መቸም ቡዙሕ ግዜ መልሲ ፈሊጡ ዝሓተካ ሓታተይ ብድሕሪ ሕትኡ ገለ ግብረ መልሲ ከም ዘለዎ ፉሉጥ እዩ። ሰበ ብሓፈሻ ንናይ ሕትኡ መልሲ ከምዝደሊ ካብ ኩላትና ዝስወር ኣይኮነን። ኩሉትና ንሕና ክንምልሶ ዘይንኽእል ካባና ብዝበለጸን ብዘዓበየን ነገር መልሲ እንጽበየሎም ሕቶታት ማእለያ ዘይብሎም ቡዙሓት እዮም። ሰብ ከኣ

ሓደ ግዜ ካብ ሓደ ሰባኺ ዝሰማዕክዎ ምሳሌ ንዓይ ኣዝዩ መሃሪ ዀይኑ ስለዝረኸብክዎ ከካፍለኩም፡- ሓደ ግዜ ኣብ ሓደ ከባቢ ሓደ ግርጉር ኣንበሳ ነበረ። ኣብ መገዲ ኣርበዓ ናይቲ ከባቢ ኸኣ ወሳኒ ዝኾነ ቦታ ሒዙ ብእኡ ንዚሓልፍ ዘበለ የዘንግዕን ግዳዩ ይገብሮን ነበረ። ድሕሪ ገለ እዋን የሱስ በቲ ኸባቢ ሓላፍ መገዲ

ትርጉም እያሱ ዝብል ስም እግዚኣብሄር መድሓኒ ማለት እዩ። እያሱ ወለድኡ ካብ ነገድ ኤፍሬም፡ ሓደ ካብ ደቂ ዮሴፍ እዩ። እያሱ ሓደ ካብቶም ካብ ምድሪ ግብጺ ዝወጹ እስራኤላዊ መንእሰይ ኮይኑ፡ ኣገልጋሊ ናይ ሙሴ ድማ ነበረ። ድሕሪ ሞት ሙሴ ከኣ መራሒ ህዝቢ እስራኤል ክኽውን ብእግዚኣብሄር ተሓርየ። ደቂ እስራኤል

 ምፍልላይ፣ ሓድሕዳዊ ዘይምስናይ፣ ክብረት ርእስኻ ምድላይ፣ ንሓጥያት ምምኽናይ ኣብ እታ ኣካል ክርስቶስ ክርኣዩ ዘይግብኦም ባእታታ ይኹኑ እምበር ግና እንሆ ጐሊሖም ብድምቀት ይረኣዩ ኣለዉ። እዚ ከምዚ ዓይነት ሕማም ዝተራእያ ሓንቲ ማሕበር ኔራ እያ።ኣብ መጽሓፍ ቁድስና ብፍላይ ከኣ ኣብ ሓድሽ ኪዳን ብርክት

ኣብ ህይወትናዘድልዩና ነገራት ኣዝዚዮም እኳ ቡዙሓት እንተኾኑ ሓንሳብ ሓንሳብ ግና ካብ ድሌታትና ዝበለጸንህጹጹን ነገር እንደልዮ ኣሎ። ነቲ ዘድልየናኣዚዩ ኣገዳሲ ነገር ንምርካብ ከኣ ዘይተኣደነጻዕርን ተወፋይነትን ካብ ምግባር ዓዲ ኣይንውዕልንኢና። እስከ ሓደ ኣብነት ክህበኩም ንበል ኣዴኻወይ ኣቦኻ ወይ እውን ካብ

እዚ ሕልና እዚ ብክርስቶስ የሱስ ኣሚንና ምስተጠመቕና ዝውሃበና እዩ(1ጴጥ 3:21) ። ቃል ኣምላኽ ኣነጺሩ ከምዝብሎ ከምቲ ቅድሚ ዳግም ምውላድና ብበደልናን ብኣበሳናን ምውታት ዝነበርና: ከምኡውን ሕልናና ቅድሚ ብጥምቀት ንክርስቶስ ኣብ ሞቱን ኣብ ትንሳኤኡን ምሕባሩ ምዉት ግብሪ እዩ ዘፍሪ ነይሩ(እብ 9:14) ።እዚ

More Articles ...