18
Thu, Apr
0 New Articles

ሓደ ግዜ ጀምስ እተባህለ ብኹሉ ነገሩ ኣብ ቅድሚ ሰብ እተናእደ ክርስትያን ነበረ። ጀምስ ሓደ መዓልቲ ስሚዝ ምስ እተባህለ ካልእ ክርስትያን ተገራጨወ። ክልቲኦም ናይ እተፈላለያ ኣብያተ ክርስትያናት ኣባላት እዮም። ናይዞም ክልተ ኣሕዋት ባእሲ ከቢድ እዩ ነይሩ። ክልቲኦም ንሓድሕዶም ይወናጀሉ። እቲ ሓደ መንቀሊ ነገር

መጽሓፍ ቅዱስ ነቲ ኣምላኽ ዝበሎ ምግባር ካብ ዝኾነ ዓይነት መስዋእቲ ከም ዝበልጽ ይምህር። ነቲ ኣምላኽ ዝበሎ ምግባር ወይ ምእዛዝ ናይ ልቢ ኩነታት እምበር ብግዳማዊ ትርኢት ዝርአ ነገር ኣይኮነን። ስለዚ ድማ ኣብ መንጎ እቶም እዙዛትን ኣብ መንጎ እቶም እዙዛት ዝመስሉን ዓቢ ፍልልይ ኣሎ። እዙዛት ዲና ወይስ

''ኣምላኽ ነቲ ዘመን ድንቁርና ኣሕሊፉ፡ በቲ ካብ ምውታት ዘተንስኦ እሞ  ብእኡ ንኹሉ እምነት እናሃበ ዝመደቦ ሰብኣይ ንዓለም ብጽድቂ ዝፈርደላ መዓልቲ ወሲኑ ስለዘሎ ሕጂ ኣብ ኩሉ ቦታ ንብዘሎ ሰብ ኪንስሑ ይንገር ኣሎ።" ግብ 17፡30-31

ህይውተ ሰብ ኣብዛ ምድሪ ኩሉ ሰልፊ እዩ። ኣብ ዘመን ህይወቱ ኩሉ ዝሓልፎ ገልታዕታዕን ኣደራዕን ማእለያ የቡሉን። ዳርጋ ብዙሕ ክፋል ሕብረተሰብ ዓለምና ኣብ ዲቕ ዝበለ ድኽነትን ኢኮኖሚያዊ ቕልውላውን እዩ ዝነብር ዘሎ። ሓደ ጸብጻብ ናይ ሕቡራት መንግስታት ከመ ዘመልክቶ 1ቢልዮን ሕዝቢ ዓለም ትሕቲ ሓደ ዶላር

ሓደ ጊዘ ሓደ ወናኒ ሆቴል ዓቢ ጋሻ ሎሚ ምሸት ክመሰካ እዩ እሞ ተዳሎ ዝብል መልእኽቲ በጽሖ። ወናኒ እቲ ሆቴል ከኣ እቲ ዝመጽእ ዘሎ ጋሻ ኣዚዩ ዓቢ በዓል ስልጣን ምኻኑ ተረድኦ ስለዚ ኣሎ ዝብሃል ካብዝሓለፈ ብዝበለጸ ብዙሕ ምድላው ገበረ። ምሸት ምስ ኮነ ኸኣ ሓደ ብላይ ክዳን ዝተኸድነ ሰብኣይ ንማዕጽኡ ካሕኮሖ

More Articles ...