20
Sat, Apr
0 New Articles

ጁሊ እቲ መንእሰይ ወንጌላዊ ቡዙሕ ግዜ በቶም ፈጠርቲ ራዕዲ ወይ ግብረሽበራውያን ናይ ፔሩ ስራሕ ወንጌሉ ደው ከብል ተነጊርዎን ምፍርራሕ በጺሕዎን እዩ። "ካብ ሕጂ ንኘው ምስባኽ ደው ተብሎ እንተ ዘይኮይኑ ትንፋስካ ኣብ ኢድካ ደምካ ኸኣ ኣብ ምድሪ ክንክዕዎ ኢና" በልዎ። እዞም ግብረ ሽበራውያን ከኣ ነቲ ጁሊ ዝሰብከሉ ዝነበረ ቦታ ኩሉ ሓደ ብሓደ ተቖጻጸርዎ።


ታሪኽ ኩሉ ሓደ ብሓደ እንተ መርመርናዮ ቡዙሕ ግዜ ንኣምላኽን ነታ ኣብ ምድሪ ዘላ ብደም ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ዝቖመት ማሕበሩን ዝቃወሙ ማእለያ የብሎምን። ብዙሓት መራሕቲ ሃገራትን ናይ ሃይማኖት መራሕትን ሙርኡያት ኢና በሃልትን ፖሎቲከኛታትን ንመጽሓፍ ቁዱስን መመሪሒኡን ካብ ታሪኽ ክሓኩ ዘይተኣደነ ጻዕሪ ጌሮምን

ሰበ ወዲ ኣዳም ኣብዛ ምድሪ ዝነብረን መዓልታትን ዕለታትን ኩለን ዉሱናትን ዱሩታትን እየን። እቲ ቑዱስ ጹሑፍ ከኣ ዕለታቱ ካብ 70 ሰማንያ ከም ዘይሓልፋ እዩ ዝነግረና። ሰብ ኣብ ዘን ዘለዎኦ ዓመታት እንተ ዘይኮይኑ ክንዮ እዘን መዓልታት ምንም ክገብር ኣይክእልን እዩ።


ኵሉ ውግእ ምድራዊ ይኹን መንፈሳዊ ክትስዕር ኢልካ ኢኻ ትኣትዎ። ግን ውጽኢቱ ዝፍለጥ ድሕሪቲ ውግእ እዩ። ኵሉ ኸኣ

ዓቢ ምድላዋት ዝሓትት እዩ። ንጸላኢኻ ኸኣ  ክትጥንቐቐሉ ደኣ እዩ ዘሎካ እምበር ብጃህራ  ከተቈናጽቦን ከተስተናዕቖን ኣይግባእን።

ብሉይ ኪዳን ብዛዕባ እግዚኣብሄር ህያው ኣምላኽ ዚዛረብ (ዚትርኽ) መጽሓፍ ምዃኑ ንርኢ። ኣብ ኣርባዕተ ወንጌላት ከምኡውን ኣብ መልእኽትታት ብዛዕባ ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ዝበሎን ዝገበሮን ንረክብ።ኣብ ግብሪ ሃዋርያት ከኣ ኩሉ እቲ ሃዋርያት ዝገብርዎ ወይ ዝሰርሕዎ ዝነበሩ ብሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ምዃኑ ተጻሒፉ

ኣብ ህይወትካ ንመጀመርታ ጊዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝሓዝካሉ መዓልቲ ትዝክሮዶ? ምናልባት ካብ ክርስትያናዊ ስድራቤት ዝመጻእካ እንተኴንካ ካብ ንእስነትካ ጀሚርካ ወለድኻን ኣያታትካን ከንብብዎ ትርኢ ኔርካ ትኸውን። ወይውን ክሳብ ዓቢ ሰብ እትኸውን ከተንብቦ ዕድል ዘይረኸብካ ክትከውን ትኽእል። ምናልባት'ውን ሃይማኖተይ ምስ

More Articles ...