19
Fri, Apr
0 New Articles

ንሕናደቂ ሰባት ካብዚ ኸማና ዝዀነ ሰብ ናእዳ ክንቅበል ከሎና ዝስምዓና ሓበንን ሞራልን ኣዚዩ ሓፍ ዝበለ ልዕሉ እዩ። ነዚ ዀይንኮነ ኣይተርፍን ናእዳ ንምርካብ እንገብሮ ጻዕሪ ዉሑድ ዘይኰነ። ካብ ሰባት ናእዳ ምርካብ ጹቡቕ እኳ እንተ ዀነ ካብኡ ዝበልጽ ናእዳ ከም ዘሎ ግና ክንስሕት ኣይግብኣናን። ነዚ እዩ ሃዋርያ ጳውሎስ እቲ ኣምላኽ ዝንእዶ እምበር እቲ ሰብ ዝንእዶ ኣይኰነን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ብቕዓት ዘለዎ ዝበለ። ሎሚ ክንዮ ናእዳ ሰባትን ገዛእ ርእስናን ንእዶ ኣምላኽ

ከም ሰባት ኣዚና እንጸልኦን እንፍንፍኖን ነገር ኣዚዩ ብዙሕ እዩ። ብፍላይ ድማ ኩሉሳዕ ምስ ሞራላዊ ህይወት ሰብ ዝጻረር ነገር ክንርኢ እንከሎና ንሓዘን ወይ ንቑጣዕ። ሰብ ከም መልኽዕ ኣምላኽ ስለ ዝተፈጥረ ፈትዩ ክሳብ ዘይከሓዶ እዋን ብዉሑዱ ንሓጥያት ዝጸልእ ባህሪ ኣለዎ። ብኻልእ ኣዘራርባ ሕልንኡ ንሓጥያት ንቑሑ

ኣብ መጽሓፍ ቁዱስና ማእለያ ዘይብሎም ዘድንቑና ሰባት ብዙሓት እዮም። ካብኣቶም ሓደ ኩላትና ከም እንፈልጦ ኣቦና ኣብርሃም እዩ። ካብቶም ኣብ መጽሓፍ ቁዱስና ዓርኪ ኣምላኽ ብዝብል ቅጽል ስም ዝፍለጥ ኣብርሃም እዩ። ኣብርሃም ንልቢ ኣምላኽ ዘዕርፍ ሚስጥር ኣምላኽ ዝፈልጥ ናይ እምነት ኣቦ እዩ። ኣብርሃም ካብታ ድምጺ

ወዲ ዓሰርተ ዓመት ኣቢሉ ዚኸውን ዝፈትዎ ሓወይ ብዙሕ ሳዕ “እዚ እባ ግበረለይ?”፡ “ከምዚ እባ ተማልኣለይ?”፡ “ከምዚ ትገዝኣለይ ዲኻ?”፡ “መዓስ ኢኻ እዚ ተምጽኣለይ?” እናበለ ይሓተኒ። ከምዝለመድኩዎን ከም ኣተዓባብያ ከባብየይን “እወ፡ ሐራይ” ኢለ፡ ደሓር ጊዜ ምስኣኸለት “ኣታ ቆልዓ ትም እንዶ በል” ክብል

ኣብ መጽሓፍ ቁዱስና ዝተጠቕሱ ብዙሓት ናይ እምነት ኣቦታት ዝዀኑ ጀጋኑ ተጠቒሶም ኣለዉ። እዞም ሰባት ብፍርሓት ኣምላኽ መሊኦም ኣብ እምነት ጸኒዖም ብሕጋግቱ ተመሪሖም ንፍቓዱ ነቢሮም ንኽብሩ ደው ኢሎም ብመከራ ተፈቲኖም ነቲ ዝተጸውዕሉ ኣብ ፍጻሜ ኣብ ጺሖም ኣብ ፍቕሩ ጢሒሎም ኣብ ግዜ ድኻሞም ኣብ ሓይሊ ኣምላኽ

ኣብ መንፈሳዊ ንስጋውን ዓለም ዓቢ ኣበርክቶ ዘለዎን ናይ ለውጢ ሞተር ከኣ ዝኾነ መንእሰይ እዩ። መንእሰይ ዘለዋ ሕብረተሰብ ውሕስነት ዘለዋ ሃገር እዩ። መንእሰይ ከኣ ብመንፈሳውን ሞራላውን መዳይ እንተ ተሃኒጹን ደልዲሉን ካብኡ ሓሊፍ ኣበርክትኡ እምብዛ ዓቢ እዩ። ኣብ ሓድ ሃገር ህንጸትን ዕንወትን ዝመጽእ ብመንእሰይ

More Articles ...