19
Fri, Apr
0 New Articles

ዮሴፍ

መቸም እንተ ብብዙሕ ወይ ሒደት ኩላትና ዛንታ ዮሴፍ ኣንቢብና ወይ ሰሚዕና ኣሎና፣ ዮሴፍ ገና መንእሰይ እንከሎ እዩ ናይ ህይወት ውጻእ ውረድ ክሓልፍ ጀሚሩ፣ እዚ ካብ ንእሰንቱ ንእግዚኣብሄር ምፍራህ እንታይ ማለት ምዃኑ ዝርዳኣ መንሰይ። ብድሆ ህይወት ኣብ ውሽጢ ቤቱ እዩ ጀሚርዎ፣

ዮሴፍ ኣብ ቤቱ ብጽፈትን ብስነ ስርዓትን ይመላለስ ስለ ዝነበረ ነዚ

ናይ ዓቕሊ ጽበት ጸሎት

ቁ.7 ሃና ኣብ ሺሎ ከምዝነብዐትን ምብላዕ ከም ዝኣበየትን ይነግረና። ሰብኣያ ኤልቃና ‘’ሃና እንታይ ዄንኪ ዘይትበልዒ፡ እንታይ ኴንክስ ልብኺ ጉህዩ ኣሎ፡ ካብ ዓሰርተ ውሉድ ኣነዶ ኣይሕሸክን? በላ’’። ሃና ግና ኣዝያ ጉህያ ብነብሳ ተመሪራ ትበኪ ነበረት (ቁ.10)። ኣብ ቁ.15 ከኣ

ኣብ 1ይ ሳሙኤል እግዚኣብሄር ንሳኦል ዝትክእል ንጉስ ክቐብእ ምስ ደለየ ንሳሙኤል ናብ እንዳ እሰይ ልኢኽዎ። ሳሙኤል ከኣ ዘይቲ ኣብ ቀርኒ ሒዙ ድሕሪ ምኻድ ነቲ ኣቐዲሙ ዝርኣዮ ቦኽሪ ወዲ እሰይ ዝኾነ ኤልያብ ንምቕባእ ተደናዲኑ። እግዚኣብሄር ግና “ኣነ ንዒቐዮ እየ እሞ፣ ኣብ ትርኢቱን ኣብ ምንዋሕ ቁመቱን

ኣብ መራቢ ብሓት ማለት ሬድዮ ቲቪ ጋጣታት መጽሔታት ንከታተሎ ከምሎና፡ ዓለምና ኣብï ቅሩብ ኣርሕ ሓደ መስመር ሰጊራ ኣብ ኣስጋኢ ኩነታት ዝኣተወት ትመስል። ንምጥቃስ እንተ ኣድለየ፡ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተስተ ትጽቢት

ነፍሲ ወከፍ ወዲ ኣዳም ኣብዛ ምድሪ ክነብር እንከሎ ዝምነዮ ትምኒትን ዝብህጐ ባህጊ ኣብ ዘመን ህይወቱ ሕጉስን ዕውትን ኰይኑ ክሓልፍ እዩ፣ ነዚ ድማ እዩ ብዝከኣሎ ኩሉን። ብዘሎዎ ዘበለን ሓርከትኰት እናበለ ዝቃለስ፣ እዚ ይኹን እቲ ኣብዛ ኣሻኽ ዓለም ንዘሎካ ትምኒትን ሕልምን ብቕልል ዝበለ መንገዲ ክውን ክትገብሮ

መዝሙርዳዊት 65 ናይ ዳዊት ናይ ምስጋና መዝሙር እያ። እዚ መዝሙር ግደ ኣምላኽን ግደ ሰብን ብንጹር ፈልዩ  ዝዛረብ መዝሙር

እግኣብሄር ካብ ነፍሲ ወከፍ ክርስትያን ሓደ ዝጽበዮ ነገር ኣለ፡ እድማ ጸሎት እዩ። ሰብ ምስ ኣምላሕብረት ክገብር ዝተፈጥረ ክቡር ፍጥረት ኣምላ ኣብ ርእሲ ምŽúኑ፡ ከም ክርስትያን ድማ ብትብዓት ኣብ ዝፋን ኣምላኘ፡ ብጸሎት ዝዋርበሉ

More Articles ...