16
Tue, Apr
0 New Articles

ጸሎት ክንጽሊ ሎና፡ መልሲ ምእንቲ ኘንረክብ እን ክልተ ነገራት ኣገደስቲ እየን። ጸሎት ስቕ ኢልካ፡ ንንፋስ ምዝራብ ወይ ድማ ኣብ ጸልማት ምትኳስ ኣይኰነን። ናብ መን ከም እንጽሊ፡ እንታይ ከም እንጽልን መልሲ ጸሎት ከምሎን ፈሊጥናን ኣሚንናን ኢና እንጽሊ። እብ 11፡6' ብይ እምነት ግና ንኣምላ

ብጊዜ ጽብሓት ካብ እግዚኣብሄር ዝናም ለምኑ እቲ መባርቕ ዝገብር እግዚኣብሄር ካብ ነፍሲ ወከፍ ሳዕሪ ኣብ ግራት ሰርቢ ዝናም ከዝንመሉ እዩ።' ዘካ 10፡1

 ምንቕቓሕ ቃል ንቓሉ ክንርድኦ ከሎና ካብ ምብዕዛዝ ምብርባር፡ ምትንሳእ ከመልክት ከሎ ልክዕ

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ፈተና ብዙሕ ጊዜ ተዛሪቡ ኣሎ። ገለ ካብኡ ምስ እንርኢ ‘ካብ ክፉእ ኣድሕነና እምበር ናብ ፈተና ኣይተእትወና’ ኢልና ክንጽሊ ከም ዘሎና 

More Articles ...