19
Fri, Apr
0 New Articles

 ሰብ ገላትያ ብጎይታ ኣሚኖም መንፈስ ቅዱስ ድሕሪ ምቕባሎም ገለ ኣይሁድ ሕጊ እንተ ዘፈጸምኩም ሰዓብቲ ክርስቶስ ክትኮኑ ኣይትኽእሉን ኢኹም ዝብል ናይ ስሕተት ትምህርቲ ስለ ዘእተውሎም ሃዋርያ ጳውሎስ መልእኽቲ ክጽሕፈሎም ተደሪኹ። ንሱ ኣብ መልእኽቱ ግዝረት ኣብ ምድሓንና ዋላ ሓንቲ ግደ ከም ዘይብሉ ምእንቲ

 መጽሓፍ ቅዱስ ብዙሕ ጊዜ ብዛዕባ ሓቀኛታትን ሓስውትን ነብያት ተዛሪቡ ኣሎ። ኣብ ብሉይ ኪዳን ኮነ ኣብ ሓዲሽ ኣገዳሲ ግደ ስለ ዘለዎም ከኣ ቃል ኣምላኽ ብዕቱብ ተዛሪቡሎም ኣሎ። እግዚኣብሄር ንደቂ እስራኤል ሓደ ነብይ ሓቀኛ ምዃኑን ዘይምዃኑን ብከመይ ከለልይዎ ከም ዝኽእሉ ክነግሮም ከሎ ክልተ ምልክታት

ኣብ ራእ.12፣10 ሰይጣን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ለይትን መዓልትን ንኣሕዋትና ዝኸስስ "ከሳሲ ኣሕዋት" ተባሂሉ ተጠቒሱ ኣሎ። እዚ ናይ ሰይጣን ናይ ምሉእ ጊዜ ኣገልግሎት እዩ፣ ኣብዚ ዕዮ እዚ ከኣ ርኹሳት መናፍስትን ሰባትን ዘጠቓልሉ ብዙሓት መሳርሕቲ ኣለውዎ። ሓደ ካብቲ ዘሕዝን ነገር ብዙሓት

ህይወት ክርስትና ትምህርቲ ጎይታ የሱስ ብምስዓብ ዝንበር ናብራ ስለ ዝኾነ ብጥበብን ክእለትን ሰባት ዝከኣል ኣይኮነን። ብጸጋ ኣምላኽ ጥራይ ስለ ዝከኣል ከኣ ኩሉ ሳዕ ናብቲ ወሃቢ ጸጋ ዝኾነ ኣምላኽ ክንጽጋዕ የድልየና። ሓቅን ጸጋን ብየሱስ ስለ ዝመጸ ክልቲኡ ንምርካብ ምስ ጎይታ ጥቡቕ ርክብ ክህልወና የድሊ። እዚ

More Articles ...