20
Sat, Apr
0 New Articles

ተኽለ ሂፍ እናበለ ማይ ተመናይ በጽሐ። ኣብ ጥቓ ኣፍደገ እታ ኣውቶቡስ ተቐሪቡ ጸኒሑ ኸኣ ወረደ። 

"ኣታ እግዚኣሄር ኣምላኽ፣ ሽግረይ ትፈልጦ ኣሎኻ። ጎይታ፣ በጃኻ ንስኻ ነዛ መንገደይ ኣገባግበለይ" ኢሉ ብውሽጡ ጸለየ። 

ብቅድሚ እታ ኣውቶቡስ ሓሊፉ ኪሰግር ንየማኑን ጸጋሙን ቁሊሕ በለ። ብጸጋሙ ሓንቲ መኪና ኪትመጽእ እንከላ ረኣየ። ቀዲሙዋ ኪሰግር ኢሉ ኸኣ ብግስ

 ስለ ምንባር እየ ዝነብር ኔረ እምበር ንዓይ ምንባር ማለት ትርጉም የብሉን፣ ልዕሊ ምውታት ትሕቲ ህያውን ኰይነ ጉዕዞይ ኩሉ ዝመረሕ ዝነብረኩ፣ ካብ ወለደይን ፈተውተይን  ንጹል ብምንባረይ ዝስማዓኒ ዝነበረ ጭንቀትን ስቓይን ብቓላት ክገልጾ ዘይክእል ከም ሕጻ ባሕሪ ዝምርዛኑ እምብዛ ከቢድ እዩ፣

ኣነ ኣብዚ ቦታ እዚ ክኸውን ፈጺሙ እዩ ዘይግብኣኒ፣ እዚ ኹሉ ኣጸያፊ ስራሕ ሰሪሔ። መወዳእታይ ኣብ መንግስተ ሰማይ ክኸውን እዩ ኢለ ሓሲበ ኣይፈልጥን እየ፣ ግና ከመይ ጌረ ኣብዚ ቦታ ከም ዝመጻኹ ክነግረኩም እየ፣ እቲ ሰራቒ ኣብቲ ሓደ መስቀል ኣነ ኣብዚ ቦታ እዚ ክኸውን ፈጺሙ እዩ ዘይግብኣኒ፣ እዚ ኹሉ

ኣድያም ኣብቲ ዓራታ ኮፍ ኢላ ብሓሳብ ናብ ርሑቕ ከደት፣ ኣብ ኣእምሩኣ ኸኣ ብዙሕ ነገር ክመላለሳ ጀመረ፣ “ኣምላኸይ ኣነ መን ምዃነይ ይፈልጥ እየ ታሪኸይ እውን ኣንደዕዲዔ ይፈልጦ እየ፣ ንስኻ ግና ኣይንዓቕካንን፣ እንኳዕ ደኣ ንዓኻ ፈለጥኩኻ እምበር ኣዚ ንዓኻ ብምስዓበይ ዝመጸኒ ዘሎ መከራ ክቕበሎ ውሳኔይ

More Articles ...

Page 2 of 4