16
Tue, Apr
0 New Articles

ጓል 15 ዓመት እንከለኹ ብዙሕ ጭንቕትን ብዛዕባ ሂወተይ ድማ ዘይሕጉስትን ነበርኩ:: ስድራይ ጓል 12 ዓመት እንከለኹ እዮም ተፋቲሖም:: ድሕርዚ ምስቲ ኣደይ እንደገና ዝተመርዓወቶ ቦ ሰለስተ ቆልዑ ሰብኣይ ብሓንሳብ ንቕመጥ ኔርና:: ግናኸ: ቁሩብ ከይጸንሑ ድሕሪ ዓመት ተፋትሑ:: ብድሕርዚ ኣነን ሓፍተይን ምስ ኣደይ ብሓንሳብ ክንቅመጥ ጀመርና::

ደሓንዩ ንነፍሰይ
ብሆራትዮ ስፓፎርድ

ሰላም ከም ወሓይዝ መገደይ ክኸድን ከሎ፣
ጓሂ ከም ማዕበል ባሕሪ ከንከባልለኒ ከሎ፣
ብዘየገድስ ትዕድልተይ፣
ምሂርካኒ እንዲኻሞ ንስኻ፣ ክብል
ደሓንዩ ደሓንዩ ንነፍሰይ።

ኣዝማች

ደሓንዩ ንነፍሰይ
ደሓንዩ

ኣብ ህይወትካ ምናልባት ንበረኸት እንተኾነካ ታሪኸይ ከዘንትወልካ ድልየተይ እዩ፣ኣብ ግዜ ቁልዕነተይ መኣዝነይ ዝጸሉ ብዙሕ መድረኻት ሓሊፈ፣ካብ ድኻታት ስድራቤት ኣብ ሎስ ኣንጀለስ ካሊፎርንያ ተወሊደ፣ ኣቦይ ናይ መስተ ግዙእ ብምንባሩ ኣብ ወላዲተይ ይኹን ኣብ ስድራቤትና ማእለያ ዘይብሉ ባእስን ዕግርግርን ምፍልላይን

ኣብ ግዜ ህጻንነተይ ምስ ኣደይን ዓቢ ሓወይን ስድራቤቱን እየ ዝቕመጥ ኔረ፣ ምናልባት ዓቢ ሓወይ ክልተ ደቂ ስለ ዝነበርዎ ኩሉ ሓሳባቱ ንሶም ስለዝወሰድዎ ይኸውን ብዙሕ ዝምድናን ፍቕርን ኣይነበረናን፣ ዘፍቅርን ዝሕብሕብን ክገብሮ ዝግባኣኒ ዘርእየኒ ኣቦ ኣይነበረንን፣ እታ እንኮ ፍቕሪ ትልግሰለይ ሰብ ክኽብር ንፉዕ

More Articles ...