19
Fri, Apr
0 New Articles

ቐዳማይ ክፋል! ኢቫን ቫሲሊየቪች ሞይሲየቭ (ብሕጽር ዝበለ ኣጸዋውዓ ወይ ሳጓ ድማ ቫንያ) ብ1952፣ ቮሎንቲሮቭካ ኣብ ዝተበሃለት ሓንቲ ቁሸት ናይ ግዝኣት ሞልዳቪያ (ኣብቲ እዋንቲ ኣካል ሕብረት ሶቭየት ዝነበረት) ካብ ኣመንቲ ስድራቤት ተወሊዱ። ኣብ ሕዳር 1970 ድማ ከም ኩሉ ዜጋ ሕብረት ሶቭየት፣ ናይ ክልተ ዓመት ሃገራዊ ኣገልግሎቱ ንምፍጻም ናብ ሰራዊት ሕብረት ሶቭየት ተጸንቢሩ። ካብታ ናብ ሰራዊት ዝተጸንበረላ ሰዓት ጀሚሩ ድማ ብሰንኪ እምነቱ ካብ ዝተፈላለዩ

ኣብተን ማርሴሉስ ኣብ ውሽጢ ካታኮምብ ዝጸነሓለን ውሑዳት ሳምንታት ሓያለይ ሰባት መዕቆቢ ንኽረኽቡ ሃዲሞም ናብተን በዓትታት ክኣትዉ ጀመሩ። ቅድሚ ሕጂ ክንድዚ ዝኣክል ህዝቢ ኣብ ውሽጢ ካታኮምብ ተኣኻኺቦም ኣይፈልጡን ነበሩ። መብዛሕትኡ ግዜ ሰበስልጣን ሮማ ካብቶም ክርስትያናት ነቶም ቀንዲ ዝበሃሉ እንዳመረጹ እዮም

ህይወት ኣብ ውሽጢ ካታኮምብ ! ናይ ብርሃን ጩራ ዘይደፍሮ፣ ድቕድቕ ጸልማት ዝዓሰሎ ! ናይ ማርሴሉስ ህድማ ናብ ካታኮምብ ኣብጸሖ። እቶም ክርስትያናት'ውን ብሓጎስ ተቐበልዎ። ብዛዕባቲ ምስ ሓለፍቱ ተራኺቡ ዝወሰዶ ስጉምቲ ክነግሮም ከሎ ድማ ብዓቢ ኣድናቖት ሰምዕዎ። ምስኦም መከራ ንኽቕበል ብምውሳኑ

 ናይ እምነት ጽንዓት! ብርግጽ'ውን እቶም ብክርስቶስ የሱስ ብፍርሃት እግዚኣብሄር ክነብሩ ዝደልዩ ኩሎም ክስጎጉ እዮም። እቲ መንእሰይ ሓለቓ ሰራዊት ካብ ሰፈሩ ካብ ዝፍለ ኣርባዕተ መዓልታት ሓለፋ። ኣብዚአን መዓልታት ከኣ ብዙሕ ጠቓሚ ፍልጠታት ክቐስም ከኣለ። እቶም ዝተዓዘቦም

More Articles ...

Page 1 of 5