እቶም ናይ ሓቂ ናይ ክርስቶስ ዓየይቲ ፍሉይ ምልክታት ኣለዎም።

⦁ ቀዳማይ) ነቲ ምሉእ ምኽሪ ኣምላኽ እዮም ዝምህሩ።
''ኲሉ ምኽሪ ኣምላኽ ነገርኩኹም እምበር፡ ዘትረፍኩልኩም የብለይን እሞ፡ ካብ ደም ኲልኻትኩም ንጹህ ምዃነይ ሎሚ መዓልቲ እምስክረልኩም ኣሎኹ።''/Acts 20:26-27/26 Therefore, I [a]testify to you this day that I am [b]innocent of the blood of all men. 27 For I did not shrink from

ኣቀዲመ ሰላም ኣምላኽን ጸጋ መድሓኒና የሱስ ክርስቶስን ንኹላህኩም ቅዱሳን ይኹን ይብል!

ኣቅደም ኣቢለ ኣብ ትሕቲ እዛ ሕጂ ዘቅርባ ዘለኹ መልእኽቲ ፖስት ዝገበርኩዋ ናይ ''ኢትዮጵያ ውያን ወንጌላውያን ኣብያተክርስትያናት'' ንናይ ሓቂ ትምህርትን ንናይ ሓሶት ትምህርትን ንዘለዎም መርገጽ ኣብ ወርሒ መጋቢት22, 2017, ዘውጽእዎ መግለጺ ሼር ገይረ ኣለኹ። ብፍላይ ነዚ ጽሑፍ እዚ ሼር ዝገበርኩሉ ንጽል ዕላማ፡ ንሕና ካብ ሀገረ ኤርትራ ዝዀንና ህዝቢ ኣምላኽ፡ ካብዚ ነገር

እቲ ቅዱስ መጽሓፍ እንታይ ይብል? ዘመናውያን መማህራንከ እንታይ ይብሉ? ንስኻ ኣንታ ሰማዒኸ ንመኖም ትሓሪ?

ኣብ መጋቢት 12, 2017, ኣብቲ ናይ ሰንበት ናይ ትምህርቲ ክፍለ ጊዜ ከም ዝገለጽኩዎ፡ እዞም ዘመናውያን መማህራን፡ብፍላይ ከኣ ''ምንቅስቃስ እምነት'' ኢና በሃልቲ፡ እቶም ኣምላኽ ኣብ ዘፍጥረት ምዕራፍ 1፡26-27 ዝፈጠሮም ሰባት መናፍቲ እዮም ይብሉ። ኣምላኽ መናፍስቲ ጥራይ ዝዀኑ ሰባት ኣብ ዘፍጥረት ምዕራፍ ሓደ ድሕሪ ምፍጣሩ፡ ነዞ መናፍስቲ እዚኣቶም ኣብ

እቲ ሕያዋይ ጓሳ ኣነ እየ። እቲ ሕያዋይ ጓሳ ህይወቱ በጃ ኣባጊዑ የሕልፋ። ከምቲ ኣቦ ንኣይ ዚፈልጠኒ፥ ኣነዉን ነቦ እፈልጦ እየ። ንነፍሰይ ከኣ በጃ እተን ኣባጊዕ ኤሕልፋ። ኣነ ንነፍሰይ በጃ ኽሕልፋ መሊሰዉን

“እቲ ሕያዋይ ጓሳ ኣነ እየ። እቲ ሕያዋይ ጓሳ ህይወቱ በጃ ኣባጊዑ የሕልፋ። ከምቲ ኣቦ ንኣይ ዚፈልጠኒ፥ ኣነዉን ነቦ እፈልጦ እየ። ንነፍሰይ ከኣ በጃ እተን ኣባጊዕ ኤሕልፋ። ኣነ ንነፍሰይ በጃ ኽሕልፋ መሊሰዉን ክወስዳ እየ እሞ፥ ስለዚ ኣቦ የፍቅረኒ እዩ። በዓለይ እየ በጃ ዘሕልፋ እምበር ካባይ ዝወስዳስ የልቦን። በጃ ኸሕልፋ ስልጣን ኣሎኒ፥ መሊሰ ኽወስዳዉን ስልጣን ኣሎኒ። ነዛ ትእዛዝ እዚኣ ኻብ ኣቦይ እየ እተቐበልክዋ።” የሃንስ

መጽሓፍ ቅዱስ ብዓቢዪ መጠንቀቅታ ካብ ዝምህሮን ካብ ዝእዝዞን ሓደ፡ ኪንዮው እቲ ጽሑፍ ኣይትኪዱ፣ ናብ ቃሉ ኣይትወስኹ፣ ካብ ቃሉ ኣይተጉድሉ፣ ንቃሉ ኣይትለውጡ፣ ንቃሉ ከም ዘለዎ ፍጹም ብዝዀነ መገዲ ተኣዘዝዎ ዝብል እዩ።