ቅዲ እቲ ሰይጣንን ድያብሎስን ዲካ ትስዕብ ዘሎኻ ወይስ ቅዲ እቲ ፍሉይ ክርስቶስ

ናይ ጐይታና ናይ መድሓኒና የሱስ ክርስቶስ ሰላም ምስ ኩላህኩም ይኹን።

ብምቅጻል ከምዚ ኪንብል ንፈቱ፡ በታ ናይ ጥንትን ዘይትልወጥን ቅንዕቲ ሰማያዊት መገዲ ኪትመላለሱ እንተ ደሊኹም፣ ነቲ ምስ ኩሎም ቅዱስን ኬረስትየኩም ዝከኣሎ ጥዑይ ምህሮ ጸጋ ብግቡ ኪትመሃርዎ እንተዳኣ ደሊኹም፣ ነታ ካብዚ ኣብዛ ሕጂ ዘላ ምድሪ ክርስትና ዘሎ ድብልቕልቕ፣ ሕልኽልኽን ሕንፍሽፍሽን ኣውጺኣ ነቲ ፍሉይን እንኮ በይኑ ክርስቶስ ወዲ ህያው ኣምላኽ ኣጉሊሓ፣ ኣድሚቓ፣ኣግኒና እተርእየኩምን ኣብኡ ኣብ ክርስቶስ ጥራይ እትተኽለኩም፣ እተጽንዕኩም፣ ኣተሃንጸኩምን እተዕብየኩምን እንኮ ትምህርቲ ሃዋሪያት (ግብሪ ሃዋርያት 2፥42) ኪትፈልጡዋን ኪትዕጠቁዋን እንተዳኣ ደሊኹም፡ ሃየ ነዚ በዞም ዝስዕቡ ቪዲዮታት ቀሪቡልኩም ዘሎ ኩሉ መልእኽቲታ እናጠውቅኩም ጊዜ ዓድግኩም ብግቡእን ብጥንቃቄን ስምዑ።

ንርእስኹም ተባሪኽኹም ንዓቢዪ በረኸት ኪትኰኑ ድማ ዓሚቅ ናይ ልብና ድሌትን ጸሎትን እዩ!

ጸጋ ኣምላኽ ምስ መንፈስኩም ይኹን!

Other Videos

ኣብ እምነት ክርስትና ኣትዩ ዘሎ ስሕተት ትምህርቲ part 1 / 4th March 2017

ኣብ እምነት ክርስትና ኣትዩ ዘሎ ስሕተት ትምህርቲ part 2 / 5th March 2017

ቅዲ እቲ ሰይጣንን ድያብሎስን ዲካ ትስዕብ ዘሎኻ ወይስ ቅዲ እቲ ፍሉይ ክርስቶስ

"ክርስቶስ ካብቲ 1ይ ኣዳም ኣዚዩ ፍሉይ እዩ"