27
Sat, Apr
0 New Articles

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና ካብ Š™ለዉ ዓበይቲ ፡ ከም ኣብነት ዝጥዋሱ ጸሎታት ሓደ፡ ናይ ሃና ጸሎት እዩ። ናብ ትሕዝቶ ጸሎታ ምስ እንርኢ፡ ሎሚ ንሕና ከመይ ዓይነት ጸሎት ንጽሊ ከም ‰™ሎናን ከመይ ክንጽሊ ም ዝግብኣናን ክንምርምር ይሕግ´™

ያእቆብ ሓደ ጽቡቕ ኣብነት ናይቶም ኣምላኽ ዝሰበሮም ሰባት እዩ። ምስ እግዚኣብሄር ክልተ ጊዜ ተራኺቡ - እቲ ቀዳማይ ኣብ ቤትኤል (ዘፍ.28)፣ እቲ ካልኣይ ከኣ ኣብ ጰኒኤል (ዘፍ.32) እዩ። ቤትኤል፣ ‘ቤት ኣምላኽ' ማለት ኮይኑ ብቤተክርስትያን ክንምስሎ

  1. ምስ ኣምላኽ በይኑ ምትራፉ፣
ያእቆብ በይኑ ኣብ ዝተረፈሉ ቦታ እዩ ብኣምላኽ ተባሪኹ። ንኹሎም ኣሕሊፉ በይኑ ተሪፉ (ዘፍ.32፣24)። ኣብ መበል 20 ክፍለ ዘመን ዘለዉ ኣመንቲ ምስ ኣምላኽ በይኖም ዝኾኑሉ ጊዜ ክረኽቡ ኣዝዩ እዩ ዝኸብዶም። መንፈስ ናይዚ ህዉኽ-ዘመን ንመብዛሕትና ስለ