19
Fri, Apr
0 New Articles

…….ቨሊን ነልጌርቮ እዩ ዝብሃል ዓዱ ሓንቲ ካብተን ኣብ ምብራቕ ኣውሮጳ ዝርከባ ሃገራት ኮይና ቡልጋርያ ድማ ትበሃል። ንሱ ድማ ኣብ ድቡባዊ ክፍሊ ናይታ ሃገር ኣብቲ ጎቦታት ዝበዝሖ  ሮድፒ ዝብሃል ቦታ እዩ ዝቕመጥ። ቨሊን ካብ ናይ ርሐቓት ኣባሓጎታቱ ንኣማኢት ዓመታት እንዳ ተወራርሰ ዝቐጸለ እምነት ምስልምና እዩ ዝኸተል ነይሩ።

﷽ጐይታ ንዓይ ዝሃበኒ ፍሉይ ተልእኾ መንፈስ ሓድነትን ፍቕርን ናብ ኲሉ ምብጻሕ ነበረ። እግዚኣብሄር ኣብ ብዘላ ምድሪ በረኸቱ ክቕበሉ ብጽምኣት ዝመጣጠሩ ሰባት የተንስእ ኣሎ። ብዓቢ ሃረርታ ድማ ይጽውዑ ኣለዉ።﻾ ﷽ምጽእና፡ በጃኺ ንረዲኤትና ቀልጥፊ፡ ነቲ ናይ ፍቕሪ መንፈስ ክንቕበሎ ሃረር ንብል ኣሎና። ትእምርትን

ኣብ ዓዲ ተከሌዛን፡ ሓደ ሃብታም ሓረስታይ ምስ ብዓልቲ ቤቶም ይነብሩ ነበሩ። ሓንቲ ኣድጃ እትብሃል ቈልዓ ድማ ነበረቶም። እዛ ንእሽተይ ቈልዓ እዚኣ፡ ውቕብትን ሕያወይትን እያ ዝነበረት፡ ስድርኣውን ብእኣ ሕጉሳት ነበሩ። ኣቦኣ፡ ገና ብንእሽቶኣ ኸላ ንወዲ ዓርኮም ክትምርዖ ምስቶም ዓርኮም ቃል ተኣታትዮም ነበሩ። ሓደ

ድሕረ ባይታ

ስመይ ሃብቶም ምራጭ ይበሃል። ብ1975 ኣብ ከተማ ኣቑርደት ተወሊደ። ብዓል ሓዳር ኣቦ 3 ቖልዑ እየ። ብዓልቲ-ቤተይ ኣርያም ስብሃቱ ደቀይ ከኣ፡ ድቦራ፡ ንፍታሌም፡ ሳይዳ ይበሃሉ። ንፍታሌም ወደይ ዘማራይ ናይ ምዃን ዝንባሌ እንኪህልዎ፡ ዲቦራ ኸኣ ጸላይት። ሳይዳ ግን፡ ህጻን ስለ ዝኾነት ዛጊት

More Articles ...

Page 4 of 5