19
Fri, Apr
0 New Articles

“ከምዚ ዝገበርክዎ ክትገብሩ ኣርኣያ ሓዲገልኩም “ ኣለኹ። መሊሱ’ውን “ካባይ ተመሃሩ..” ዝበለ መን ምኻኑ ኣይንስሕቶን ኢና። የሱስ ከምዚ ኢሉ እንክዛረብ ድፍረት ወይ’ውን ግብዝና ኣይነበረን። የሱስ ንዓና ኩሉ ግዜ እንቋመቶ ምሳሌና እዩ። ኣካይዳኡ፣ ኣነባብርኡ፣ ኣዘራርብኡ፣ ኣከዳድንኡ፣ ኣጠማምታኡ ኩሉ ዝወጾ የብሉን። ክትቀድሖ ክትመስሎ ዘብህግ እዩ።


  መዝገብ (ገንዘብ)ገንዘብ ዘለዎ ሰብ  

  ይውን ልዕሊ ሰብ   
  ሓሓሊፉ ይዋሰብ  
 ገንዘብ ዘይብሉ ሰብ  

ነፍሰይ እናሻሕ እናሃወኸትኒ ምሳይ ትቃለስ ስለምንታይ፣ ንምንታይ፣ ዝብሉ ሕቶታት እናወርወረት ንሕልናይ እምብዛ ተጨንቖ። ኣነ ድማ ነዛ ነፈሰይ ሓቃ እያ ብምባል፣ ምስኣ ይሰማማዕ። ምርዓመይ ዝኣመንት ነፍሰይ፣ መመሊሳ ሕቶ ተብዝሓለይ። ሕቶኣ እምብዛ የጨንቀኒ እሞ፣ ካብኣ ክሃድም ስጉመይ ምስ ጀመርኩ፣ ዓትዒታ ትሕዘኒ፣

(2ሳሙ9 2ሳሙ4)  ሃገር ዝገዝእ ዘሎ ንጉስ ዳዊት እዩ። ከም ልማዱ ከስተንት፣ ግብሪ ኣምላኽ ክዝክር ኢሉ ብሕት በለ። ካብተን ካልኦት መዓልታት

ዎ ኩቡር ህዝቢ ኤርትራ ሃገር እናዳጠፍኣት ሰብ እንዳ ተቐዝፈ ጸልማት እንዳዓዘዘ ጓይላ ዳንኬራ ሳዕስዒት ኣይድልን እዩ። ኡይ እዩ ዘድሊ ከም ሰብ ነነዌ ከሊ ተኸዲንካ ንኣምላኽ ሰማይ ርድኣና እዩ ዘድሊ። ኣሕዋትና ኣብ ምድረበዳ ሊብያን ባሕሪ ሜድትርንያን ዝተቐዝፉ ቖጻሪኦም ይቕጸሮ። ኣብ በረኻ ሲናይ ኩሊቶም እናተሸጠ

ኣብ ጉዕዞ ህይወት ዘጋጥም ገልታዕታዕ፣ ውረድ ደይብ፣ ሓጐስ ሓዘን፣ ምብርታዕ ምድካም ዝመልኦ መስርሕ እዩ። ዝዀነ ፉጡር ወዲ ኣዳም ሓርፋፍ ናብራ ህይወት ኣጋጢሙኒ ኣይፈልጥን እዩ ዝብል ፈጺሙ

የሱስ ክርስቶስ ኣብ መስቀል ተሰቒሉ ደሙ እንተ ዘየፍስስ ኔሩ ታሪኽ ዓለምና ሓንሳብን ንሓዋሩን ብኹፍእ ታሪኽ ምስ ተዛዘመ ኔሩ። ኣምላኽ እቲ ኣቦ ፍቕሪ ንወዱ በጃ ኩላትና ክሓልፍ ብምፍቃዱ ድማ ኣነ ንስኻትኩም ሰብ ተስፋ ኰይና ካብ ኣምላኽ ንንስሓ ዝዀውን ዕድል እኳ ረኺብና። መጽሓፍቁ ድስና ብዛዕባ እቲ ዝፈሰሰ ደም

More Articles ...