19
Fri, Apr
0 New Articles

Top Stories

ናይ እምነት ቃል ትምህርቲ ብዘይምጥርጣር ዘይመጽሓፍ ቅዱሳዊ እዩ፥ ናይ ሓደ ሃይማኖት ወገን ኣይኮነን ወግዓዊ ማሕበር ውን የብሉን ። እዚ ምንቅስቓስ ኣብ ክንደኡ ግን ፍሉጣት ብዝኾኑ ፓስተራት ከም ኬነዝ ሃገን፥ቤን ሂን፥ ኬነዝ ኮፕላንድ ፥ፖልን ጃን ክሮች ፥ፍረድ ፕራይስን በዚኦም ብኣዚዩ ብዙሕ ዝተጸለወ

እቲ ቅዱስ መጽሓፍ እንታይ ይብል? ዘመናውያን መማህራንከ እንታይ ይብሉ? ንስኻ ኣንታ ሰማዒኸ ንመኖም ትሓሪ?

ኣብ መጋቢት 12, 2017, ኣብቲ ናይ ሰንበት ናይ ትምህርቲ ክፍለ ጊዜ ከም ዝገለጽኩዎ፡ እዞም ዘመናውያን መማህራን፡ብፍላይ ከኣ ''ምንቅስቃስ እምነት'' ኢና በሃልቲ፡ እቶም ኣምላኽ ኣብ ዘፍጥረት ምዕራፍ

እቶም ናይ ሓቂ ናይ ክርስቶስ ዓየይቲ ፍሉይ ምልክታት ኣለዎም።

⦁ ቀዳማይ) ነቲ ምሉእ ምኽሪ ኣምላኽ እዮም ዝምህሩ።
''ኲሉ ምኽሪ ኣምላኽ ነገርኩኹም እምበር፡ ዘትረፍኩልኩም የብለይን እሞ፡ ካብ ደም ኲልኻትኩም ንጹህ ምዃነይ ሎሚ መዓልቲ እምስክረልኩም ኣሎኹ።''/Acts 20:26-27/26 Therefore, I

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና ካብ Š™ለዉ ዓበይቲ ፡ ከም ኣብነት ዝጥዋሱ ጸሎታት ሓደ፡ ናይ ሃና ጸሎት እዩ። ናብ ትሕዝቶ ጸሎታ ምስ እንርኢ፡ ሎሚ ንሕና ከመይ ዓይነት ጸሎት ንጽሊ ከም

  1. ምስ ኣምላኽ በይኑ ምትራፉ፣
ያእቆብ በይኑ ኣብ ዝተረፈሉ ቦታ እዩ ብኣምላኽ ተባሪኹ። ንኹሎም ኣሕሊፉ በይኑ ተሪፉ (ዘፍ.32፣24)። ኣብ መበል 20 ክፍለ ዘመን ዘለዉ ኣመንቲ ምስ ኣምላኽ በይኖም ዝኾኑሉ ጊዜ ክረኽቡ ኣዝዩ እዩ ዝኸብዶም። መንፈስ ናይዚ ህዉኽ-ዘመን ንመብዛሕትና ስለ

ዕርቃና ዝሽፍን ኣምላኽ!  "እግዚኣብሄር ኣምላኽ ድማ ንኣዳምን ንሰበይቱን ደበሎ ገይሩ ኸደኖም።" ኣብ ዘፍጥረት ሳልሳይ ምዕራፍ እንተ ርእይና ድማ ሃደ ግሩም ዝዀነ ናይ ኣምላኽ ስራሕ ንርኢ። ከምቲ እቲ ታሪኽ ንፈልጦ ኣዳምን ሄዋንን ካብቲ ኣምላኽ ዝኣዘዞም መስመር ምስ ምወጹ ኣበሳ ምስ ፈጸሙ ዕርቃኖም እዮም

2 ጐደሎና ዝምልእ ኣምላኽ!  “እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክኣ፡ ሰብኣይ በይኑ ክኸውን ጽቡቕ ኣይኮነን፡ ንእኡ ኣትበቅዕ ደጋፊት ክገብረሉ ኢየ በለ።” ኣምላኽ ንሰብ ከም ምስሉን መልኹዕን ጌሩ ፈጢሩ ኣብቲ ብሉጽ ኩሉ ዘለዎ ገነት ኤደን እዩ ኣቐሚጥዎ። ኣብ ልዕሊ ኹሉ ክስልጥን ድማ ምልክን

ነፍሲ አከፍ ሕጥቦ ጹሑፍ ወይ ቃላት መጽሓፍ ቅዱስ እንተ ብቐጥታ ወይ ብተዘዋዋሪ ፍቕሪ ኣምላኽን ምሕረቱን እየን ዘርእያን ዘግህዳን። ነዚ ድማ እዩ ቃል ኣምላኽ ንምህናጽና ንምምዓድና ነቲ ሓቐኛ መንገዲ ከርእየና ዝተጻሕፈልና። ፍቕሪ ኣምላኽ ኣብ ቃሉ ጋህ ኣቢሉ እዩ ዘርእየና። ማእከለያ ሕመረት መጽሓፍ ቁዱስ ኣምላኽ

Advertisement