19
Fri, Apr
0 New Articles

ሻዱሻይ ክፋል (ሓፈሻዊ ምኽሪ ኣብ ልዕሊ ንጽህና)   ወዲ ፍቕሪ ዝሕዞ ብዓይኒ እዩ ክበሃል እንከሎ፣ ኣዋልድ ዓይነን ጽብቕ ኣክዳድናን መልክዕን ክርኣይ የብሉን ማለት ከም ዘይኰነ ክንርዳኣእ ይግባእ። ስለዚ ሰብኡት ካብ ናይ እግሪ ካልሲ ጀሚሮም ክዳኖምን ኣካላቶምን ብንጽህና ክሕልውዎ ይግባእ። ጸግሮም ከስተኻክሉ ጭሕሞም ክላጸዩ ኣስናኖም ብንጽህና ክሕልዉ ይግባእ። ሓደ ሓደ ሰብኡት ጭሕሞም ኣንዊሖም ክኸዱ ከለዉ ናይ ኣንስቶም ስምዒት ከም ዝጐድኡ ኣይርድኦምን

ኩራ (ካብ ዝሓለፈ ዝቐጸለ) ዕላልን ጸወታን ምኽርን ንምህናጽ መጻምድትኻ ኣብ መንጐ ሰብኣይን ሰበይትን ዝግበር ናይ ዝርርብ ወይ ኰምኒኬሽን ኣምር ብዝተፈላለየ መንገዲ ክግለጽ ይኽእል እዩ። ሰብ ሓዳር ብዘረባ፣ ብጸወታ፣ ብምክሪ ጌሮም ሓሳብ ንሓሳብ ብምልውዋጥ ስሚዒታቶም ክገላለጹ ይኽእሉ እዮም። ኩሉ ግና

 ናይ ምዝርራብ ወይ ኰምኒኬሽን ጸገም ! ኣብ ሓደ ዙርያ ዝተኣከቡ ዓበይቲ ይኹኑ ንኣሽቱ ንሓድሕዶም ብሓሳብን ብቓልን ዘይምስምምዖም ሓደ ክፍታሕ ዘይክእል ሕንቅልቅሊተይ ይምሰለና እምበር ብጠበብቲ ናይ ስነ ፍልጠት ምሁራት ግና ሓደ ጸገም ከም ዘሎ ከስተብህሉሉ ጀሚሮም ኣለዉ። ናይዚ ጸገም ድማ ይብሉ

መእተዊ  ብዙሓት ናይ ሕብረተሰብና ምሁራትን ጠቢባንን፣ መርዓ ኣብ ትርጉም ዘይብሉን ዘይጠቅምን ደረጃ ከም ዝበጸሐ እዮም ዝዛረቡ። እቲ ምኽንያት እንታይ እዩ እንተ ተባህለ ብዙሓት ሰባት ተመርዕዮም ኣብ ሓዳር ክንዲ ዝጸንዑ ዝፋትሑ ይበዝሑ ስለ ዘለዉ ንምንታይ መርዓ ኣድለየ ዝብል ሕቶ ኣብ ኣእምሮ

ራብዓይ ክፋል ኩራ ኩራ ኣብ መንጐ ናይ ሓዳር መጻምድቲ ኣትዩ ንዘሎ ናይ ምዝርራብ ወይ ኰምኒኬሽን መስመር ካብ ዘበላሽዉ እቲ ቀንድን ዋና ምኽንያት እዩ። ኩራ ብሓጺሩ ክንገልጾ ከሎና እቲ ዝሓሰብናዮ ዓላማ ኣብ ግብሪ ስለ ዘይዋዓለ ኣብ ውሽጥና ዝስምዓና ናይ ሕነ ምፍዳይ ስሚዒት ኢልና ክንገልጾ ይከኣል እዩ።

ናይ ሓደ ጊዜ ዕድል!  ቃል አምላኽ ከም ዝሕብረና ናይ ሰብ ዕድመ አብዛ ምድሪ ሱሳ ወይ ሰበዓ ተበዝሐ ድማ ሰማንያ ምዃኑ እዩ ዝነግረና:: ናይ ሰብ ምድራዊ ዕድመ ዘመኑ ምስቲ አብቲ ሰመያዊ ናይ አምላኽ መንግሰቲ ዝነብሮ ዘመን ክወዳደረ እንከሎ ብፍጽም ክነጻጸር አይክእልን እዩ::ብሓጺሩ ጊዚያውን

ኣብዚ ዓለማውነትን ምግያጽን ዝበዝሖ ዓለም ንኣምላኽ ተገዚእካን ንዕኡ ፈሪሕካ ምኻድ ከመይ ዓወት ይመስለኩም። ብፍላይ ከኣ ኣብዚ ንቤተሰብ ዝፈታተንን ዘፍርስን ዘመን ንኣምላኽ ማእከላይ ዓዲ ቤትካ ጌርካ ኣብኡ ኣሚንካን ተጸጊዕካን ምጉዓዝ ናይ ዓወት እቲ ዝበለጸ ዓወት እዩ። ሎሚ ፋይላት ቤት ፍርዲ ብዛዕባ ጉዳይ

More Articles ...

Page 1 of 3