26
Fri, Apr
0 New Articles

ናይ እምነት ቃል ትምህርቲ ብዘይምጥርጣር ዘይመጽሓፍ ቅዱሳዊ እዩ፥ ናይ ሓደ ሃይማኖት ወገን ኣይኮነን ወግዓዊ ማሕበር ውን የብሉን ። እዚ ምንቅስቓስ ኣብ ክንደኡ ግን ፍሉጣት ብዝኾኑ ፓስተራት ከም ኬነዝ ሃገን፥ቤን ሂን፥ ኬነዝ ኮፕላንድ ፥ፖልን ጃን ክሮች ፥ፍረድ ፕራይስን በዚኦም ብኣዚዩ ብዙሕ ዝተጸለወ እዩ።

እቶም ናይ ሓቂ ናይ ክርስቶስ ዓየይቲ ፍሉይ ምልክታት ኣለዎም።

⦁ ቀዳማይ) ነቲ ምሉእ ምኽሪ ኣምላኽ እዮም ዝምህሩ።
''ኲሉ ምኽሪ ኣምላኽ ነገርኩኹም እምበር፡ ዘትረፍኩልኩም የብለይን እሞ፡ ካብ ደም ኲልኻትኩም ንጹህ ምዃነይ ሎሚ መዓልቲ እምስክረልኩም ኣሎኹ።''/Acts 20:26-27/26 Therefore, I

እቲ ቅዱስ መጽሓፍ እንታይ ይብል? ዘመናውያን መማህራንከ እንታይ ይብሉ? ንስኻ ኣንታ ሰማዒኸ ንመኖም ትሓሪ?

ኣብ መጋቢት 12, 2017, ኣብቲ ናይ ሰንበት ናይ ትምህርቲ ክፍለ ጊዜ ከም ዝገለጽኩዎ፡ እዞም ዘመናውያን መማህራን፡ብፍላይ ከኣ ''ምንቅስቃስ እምነት'' ኢና በሃልቲ፡ እቶም ኣምላኽ ኣብ ዘፍጥረት ምዕራፍ

“እቲ ሕያዋይ ጓሳ ኣነ እየ። እቲ ሕያዋይ ጓሳ ህይወቱ በጃ ኣባጊዑ የሕልፋ። ከምቲ ኣቦ ንኣይ ዚፈልጠኒ፥ ኣነዉን ነቦ እፈልጦ እየ። ንነፍሰይ ከኣ በጃ እተን ኣባጊዕ ኤሕልፋ። ኣነ ንነፍሰይ በጃ ኽሕልፋ መሊሰዉን ክወስዳ እየ እሞ፥ ስለዚ ኣቦ የፍቅረኒ እዩ። በዓለይ እየ በጃ ዘሕልፋ እምበር ካባይ ዝወስዳስ

ኣቀዲመ ሰላም ኣምላኽን ጸጋ መድሓኒና የሱስ ክርስቶስን ንኹላህኩም ቅዱሳን ይኹን ይብል!

ኣቅደም ኣቢለ ኣብ ትሕቲ እዛ ሕጂ ዘቅርባ ዘለኹ መልእኽቲ ፖስት ዝገበርኩዋ ናይ ''ኢትዮጵያ ውያን ወንጌላውያን ኣብያተክርስትያናት'' ንናይ ሓቂ ትምህርትን ንናይ ሓሶት ትምህርትን ንዘለዎም መርገጽ ኣብ ወርሒ መጋቢት22

መጽሓፍ ቅዱስ ብዓቢዪ መጠንቀቅታ ካብ ዝምህሮን ካብ ዝእዝዞን ሓደ፡ ኪንዮው እቲ ጽሑፍ ኣይትኪዱ፣ ናብ ቃሉ ኣይትወስኹ፣ ካብ ቃሉ ኣይተጉድሉ፣ ንቃሉ ኣይትለውጡ፣ ንቃሉ ከም ዘለዎ ፍጹም ብዝዀነ መገዲ ተኣዘዝዎ ዝብል እዩ።

‘ጸጋ ኣምላኽ ተገልጸ’ ኣሜን እንኳዕ ተገልጸ። እንተዘይኸዉንሲ ኣበይ ምሃለና? እቲ ብዘይ ሕጊ ተገሊጹ ንዘልኣለም ምድሓን ምኽንያት ዝኾነና ናይ ኣምላኽ ጽድቂ ንሱ ድማ ክርስቶስ እቲ ጸጋ ኣምላኽ ዝተባረኸ ይኹን። ሕጊ ብሙሴ ተዉሂቡ እዩ እሞ፥ ጸጋን ሓቅን ማለት እቲ ንምድሓንን ብሓዳስ ህይወት

እቲ ንስኻ እትዝክሮ ሰብ እንታይ'ዩ (ዳዊት እቲ ናይ እስራኤል ጥዑም ዘማሪ)

መንነት ወይ ዝያዳ ልክዕ ንምዃን፣ እንታይነት ፈጣርን ፍጡራትን፣ ንዘመናት ምሉእ፣ ቀንዲ መዘራረቢቲ ጉዳይት ኮይኖም እዮም፣፣ ሎሚ ንመንነት ኣምላኽ፣ መንነት ክርስቶስ፣ መንነት መላእኽቲ፣ መንነት ኣጋንንቲ፣ መንነት ሰብ፣ ወዘተ