18
Thu, Apr
0 New Articles

መንእሰይ ማለት ኩላትና ከም እንፈጦ ናይ ሓንቲ ሃገር ዓንዲ ሕቖ ከም ዝኾነ  ኩላትና እንፈልጦ ሓቒ እዩ። መንእሰይ ክንብል እንከሎና ካብ 18 ክሳብ 40 ዘሎ ዕድመ ዘጠቓልል እዩ። ስለዚ መንእሰይ ናይ ሓንቲ ሃገር ዓንዲ ሕቆ እዩ እንድ ሕሪ ኢልና ሓደ ኣፍራይን ጡዑይን መንእሰይ ከነፍሪ ኣሎና። እምበኣር ናይ ሓንቲ ሃገር ቀንዲ መሰረት ሃብታ መንእሰይ እዩ።

 ሓንቲ

ብዙሕ እዋን ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ብዛዕባ ኣብ መንጐ ዉልድን ወላድን ዘሎ ርክብ ዝዝረብ ዘረባታት ኣዚዩ ብዙሕ እዩ። ኣምላኽ ቐጺዑ ደኣ ይሃብካ እምበር ናይ ሎሚ ዉሉድ ኣይተኻእሉን፣ እዞም ናይ ሎሚ ዉሉድ ዘይእዙዛት ደረቐኛታት እዮም ወዘተ ዝብሉ ዘረባ መውጺ ኣፍ ናይዚ ዘመን እዚ እዩ። እዚ ኣባሃህላ እዚ

ንቖልዓ እታ ኪኸደላ ዝግበኦ መገዲ ኣላምዶ እሞ ምስ ኣረገ ኻብኣ ኣይኬግልስን እዩ። (ምሳ 22፡6)

እግዚኣብሄር ንኣዳምን ሄዋንን ምስ ፈጠሮም: ባረኾም: ፍረዩን ተባዝሑን ንምድሪ ከኣ ምልእዋን ምለኽዋን ድማ በሎም (ዘፍ1: 27‐28)። ስለዚ ውሉድ ውህበት እግዚኣብሄር እዮም: ፍረ ከርሲ ከኣ ዓስቢ እዩ (መዝ

መንእሰይ ብኹሉ እዩ ዝድለ። እዛ ምድርና ኸኣ ዝበዝሕ ቁጽሪ ሒዛ ዘላ መንእሰይ እያ። ኣብዛ ምድርና ዝግበር ሰናይ ይኹን ሕማቕ ኩሉ ኸኣ ዝፍጸም ብመንእሰያት እዩ። ካብ ኩሉ ፍጥረት ተጸላውን ተነቃፍን ከኣ መንእሰይ እዩ። ኣብቲ መንፈሳዊ ዓለም ተመጻና ኸኣ ተጠማቲ ንሱ እዚ መንእሰይ እዩ።  ኣምላኽ የዒንቱ

ንቖልዓ እታ ኪኸደላ ዝግበኦ መገዲ ኣላምዶ እሞ ምስ ኣረገ ኻብኣ ኣይኬግልስን እዩ። (ምሳ 22፡6)

እግዚኣብሄር ንኣዳምን ሄዋንን ምስ ፈጠሮም: ባረኾም: ፍረዩን ተባዝሑን ንምድሪ ከኣ ምልእዋን ምለኽዋን ድማ በሎም

“ልቢ ጎበዝ ኣብ ደረቱ“ ዝብል ምስላ ንእዝንና ጋሻ ከምዘይኮነ እግምት። ጎበዝ ምስ ኩሉ እናተራጸመ፡ መን ከማይ እናበለ ኣፍ ልቡ ነፊሑ ዝኸይድ እዩ። ንኸመዛዝን ከስተዉዕልን ዕድል ዘይህብ (ክልተ ጊዜ ዘይሓስብ)፡ ሓይሉ ዘቐድም ዘስምዕ ምስላ እዩ። የዋጽኦ ድዩ ኣየዋጽኦን ብዘይገድስ ሓይሉ ከርእን ክርኣን