20
Sat, Apr
0 New Articles

Top Stories

ሻዱሻይ ክፋል (ሓፈሻዊ ምኽሪ ኣብ ልዕሊ ንጽህና)   ወዲ ፍቕሪ ዝሕዞ ብዓይኒ እዩ ክበሃል እንከሎ፣ ኣዋልድ ዓይነን ጽብቕ ኣክዳድናን መልክዕን ክርኣይ የብሉን ማለት ከም ዘይኰነ ክንርዳኣእ ይግባእ። ስለዚ ሰብኡት ካብ ናይ እግሪ ካልሲ ጀሚሮም ክዳኖምን ኣካላቶምን ብንጽህና ክሕልውዎ ይግባእ። ጸግሮም

ኩራ (ካብ ዝሓለፈ ዝቐጸለ) ዕላልን ጸወታን ምኽርን ንምህናጽ መጻምድትኻ ኣብ መንጐ ሰብኣይን ሰበይትን ዝግበር ናይ ዝርርብ ወይ ኰምኒኬሽን ኣምር ብዝተፈላለየ መንገዲ ክግለጽ ይኽእል እዩ። ሰብ ሓዳር ብዘረባ፣ ብጸወታ፣ ብምክሪ ጌሮም ሓሳብ ንሓሳብ ብምልውዋጥ ስሚዒታቶም ክገላለጹ ይኽእሉ እዮም። ኩሉ ግና

ራብዓይ ክፋል ኩራ ኩራ ኣብ መንጐ ናይ ሓዳር መጻምድቲ ኣትዩ ንዘሎ ናይ ምዝርራብ ወይ ኰምኒኬሽን መስመር ካብ ዘበላሽዉ እቲ ቀንድን ዋና ምኽንያት እዩ። ኩራ ብሓጺሩ ክንገልጾ ከሎና እቲ ዝሓሰብናዮ ዓላማ ኣብ ግብሪ ስለ ዘይዋዓለ ኣብ ውሽጥና ዝስምዓና ናይ ሕነ ምፍዳይ ስሚዒት ኢልና ክንገልጾ ይከኣል እዩ።

 ብዙሓት መንእሰያት ብዛዕባ ፍቕሪ ዘለዎም ምርዳእ ብሰንኪ ፍርሕን ሕሉፍ ምጥንቃቕን ዘይመልክዑ ይህብዎ እዮም። 

 ቃል ኣምላኽ 'እግዚኣብሄር ፍቕሪ እዩ፡' ይብለና ዮሃ 4፡8። እዛ ፍቕሪ እዚኣ ብኣጋፐ እትፍለጥ ዘይ ቅድመ ኩነታዊት ፍቕሪ እያ። እዛ ፍቕሪ እዚኣ

 {mosimage}"ጹርያት ልቢ ንኣምላኽ ክርእይዎ እዮም እሞ ብጿኣን እዮም" ማቴ 5፣8

ኣብዛ ንነብረላ ዘሎና ዓለም ብዙሓት ሰባት ጽቡቕ ግብሪ ዝገብሩ ሰባት ኣለዉ። እቲ ምኽንያት ግና ካብቲ ዘይንጹህ ውሽጣዊ ድርኺቶም ዝመጽእ ኮይኑ ንተፈላጥነት ወይ ገለ ጥቕሚ ንምርካብ ኢሎም ዝገብርዎ

“መሓርቲ ምሕረት ክረክቡ እዮም እሞ ብጹኣን ኣዮም” ማቴ 5።7

ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ብዝዓባ ዝተፈላለየ ነጥብታታ ናይ ከረን ስብከታታ ርኢና ኔርና።ኣምላኽ ኣቦ ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ድማ ከም መጠን ጥበቡ ናብ ምልእት ዕቤቱን ብጽሕናን የሱስ ክርስቶስ ክንበጽሓሉ እንኽእል መምርሒታታ ኣብቲ ናይ

መንእሰይ ማለት ኩላትና ከም እንፈጦ ናይ ሓንቲ ሃገር ዓንዲ ሕቖ ከም ዝኾነ  ኩላትና እንፈልጦ ሓቒ እዩ። መንእሰይ ክንብል እንከሎና ካብ 18 ክሳብ 40 ዘሎ ዕድመ ዘጠቓልል እዩ። ስለዚ መንእሰይ ናይ ሓንቲ ሃገር ዓንዲ ሕቆ እዩ እንድ ሕሪ ኢልና ሓደ ኣፍራይን ጡዑይን መንእሰይ ከነፍሪ ኣሎና። እምበኣር ናይ

ብዙሕ እዋን ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ብዛዕባ ኣብ መንጐ ዉልድን ወላድን ዘሎ ርክብ ዝዝረብ ዘረባታት ኣዚዩ ብዙሕ እዩ። ኣምላኽ ቐጺዑ ደኣ ይሃብካ እምበር ናይ ሎሚ ዉሉድ ኣይተኻእሉን፣ እዞም ናይ ሎሚ ዉሉድ ዘይእዙዛት ደረቐኛታት እዮም ወዘተ ዝብሉ ዘረባ መውጺ ኣፍ ናይዚ ዘመን እዚ እዩ። እዚ ኣባሃህላ እዚ

ንቖልዓ እታ ኪኸደላ ዝግበኦ መገዲ ኣላምዶ እሞ ምስ ኣረገ ኻብኣ ኣይኬግልስን እዩ። (ምሳ 22፡6)

እግዚኣብሄር ንኣዳምን ሄዋንን ምስ ፈጠሮም: ባረኾም: ፍረዩን ተባዝሑን ንምድሪ ከኣ ምልእዋን ምለኽዋን ድማ በሎም

ረድዩ፡ ተለቪዥዮን፡ ጋዜጣ፡ መጽሔታት......ወዘተ ውሑስ ግብረ-ስጋ ተጠቐሙ ክብላ ኣብ ጸጽባሕ ኣዋጅ ነጋሪት ይድስቓ ኣለዋ። እቲ ውሕስ መንገዲ፡ ዝብሃል ዘሎ ኣብ ግዜ ግብረ-ስጋ ኮንዶም ምጥቃም እዩ። ስለዚ ኸኣ እየን፡ ኩለን እተን ማዕከናት ዜና፡ እዝግዮ መሓረና ኮንዶም ካብ ሰሪ መዓት  ለበዳ HIV

. ጥቕሚ፡ ጉድኣትን ሳዕቤንን መስተ / • ክርስትናን መስተን  /• ኣገባብ ኣፈዋውሳ ወልፊ መስተ /• መደምደምታ

እዚ ኣርእስቲ ኣዝዩ ሰፊሕን ብዙሕ መጽናዕትን ዝሓትት´ኳ እንተኾነ፡ ጽሑፈይ ሓፈሻዊ መግለጽን መረዳእታን ኮይኑ፡ ዝያዳ ኩሉ ድማ ብዛዕባ እቲ ኣብ

Advertisement