19
Fri, Apr
0 New Articles

 ሰላም ኣምላኽ ምሳኽን ይኹን ኩላትክን ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋተይ፡ሎሚ ንዓኽን ዝጠቅም ማዕዳን ምኽርን ሒዘልክን ቀሪበ ኣለኹ እሞ ብገርህነትን ብክፉት ልብን ክትቅበላኒ ብፍቕሪ ክርስቶስ እሓተክን።ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ዘመን ካብቲ ኣዛራቢ ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ፡ኣከዳድና ደቂ ኣንስትዮ እዪ።

“ብኣምላኽ ተደሪኽና ብገርህነት ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ብክርስቶስ ኴንና ንዛረብ ኣሎና እምበር፡ ከምቶም ብዙሓት ንቓል ኣምላኽ ዚሓዋውሱ ኣይኰንናን።“(2ቆረ2,17)
=====
• እዚ ቃል እዚ ጳዉሎስ ኣብ ካልኣይ መልእኽቱ ንሰብ ቆረንቶስ ኣብ ዝጻሓፎ እዩ ዘሎ።

1. ርኽሰት

ርኽስተ ብመንገዲ ዓይንና፥ ኣእዛናን ናብ ልብና ይኣቱ። እዚ ዘይኑጹህ ነገራት ካብ ልብና ብዝተፈላለዩ ክፍሊ ኣካላትና ንግዳም ይግለጽ። ቀዳምነት ግን ብመልሓስናን፥ ዓይንና እዩ።ስለዚ ዝኾነ ሰብ ንጹህ ሂወት ክህልዎ እቲ ዝሰምዖን ዝርኦን ክጥንቀቐሉ ኣሎዎ።ጎይታና የሱስ ንርኽሰት ኣዚዩ እዩ ዝጸልኦ

“ሒደት ማይ ብሑቕ ንብዘሎ እቲ ብሑቕ የብኵዖ እዩ።“(ገላ5,9) • እዛ ቃል ንምብራህ ናይ ግድን ምሉእ መልእኽቲ ሰብ ገላትያ ምንባብን ምርዳእን የድልየና እዩ።ምኽንያቱ እቲ መልእኽቲ ኣብ ኩነታት እቶም ተቐበልቲ ናይቲ መልእኽቲ ዝተመስረተ ስለ ዝኾነ።ብሕጽር ዝበለ

ዎ ኩቡር ህዝቢ ኤርትራ ሃገር እናዳጠፍኣት ሰብ እንዳ ተቐዝፈ ጸልማት እንዳዓዘዘ ጓይላ ዳንኬራ ሳዕስዒት ኣይድልን እዩ። ኡይ እዩ ዘድሊ ከም ሰብ ነነዌ ከሊ ተኸዲንካ ንኣምላኽ ሰማይ ርድኣና እዩ ዘድሊ። ኣሕዋትና ኣብ ምድረበዳ ሊብያን ባሕሪ ሜድትርንያን ዝተቐዝፉ ቖጻሪኦም ይቕጸሮ። ኣብ በረኻ ሲናይ ኩሊቶም እናተሸጠ

ከምቲ ልሙድ መደብ ናይ ሰንበት ሒደት መዝሙር ምዝማሮም፣ እቲ ናይታ ቤተክርስትያን ጓሳ ማሕበር ተሲኡ ስብከቱ ቅድሚ ምቕራብ ንሓደ ኣብታ ምሸት ተዓዲሙ ዝመጸ ጓሻ ኣላለዮም። እቲ ጓሳ ማሕበር ነቲ ጉባኤ እዚ ሰብ እዚ ኣዚዩ ዘፍቅሮ ዓርኩ ምዃኑ ብዛዕባ ገዛእ ርእሱ ባዕሉ ከላልን ሰላምታ ከቕርብን ነቲ ጉባኤ ዝኸውን

More Articles ...