ረድዩ፡ ተለቪዥዮን፡ ጋዜጣ፡ መጽሔታት......ወዘተ ውሑስ ግብረ-ስጋ ተጠቐሙ ክብላ ኣብ ጸጽባሕ ኣዋጅ ነጋሪት ይድስቓ ኣለዋ። እቲ ውሕስ መንገዲ፡ ዝብሃል ዘሎ ኣብ ግዜ ግብረ-ስጋ ኮንዶም ምጥቃም እዩ። ስለዚ ኸኣ እየን፡ ኩለን እተን ማዕከናት ዜና፡ እዝግዮ መሓረና ኮንዶም ካብ ሰሪ መዓት ለበዳ HIV ኤይድስ ባልሃና ዝቓኑኡ ጽላቴ ዘማሓላልፋልና ዘለዋ።
መስተ (Drug) Part 1
. ጥቕሚ፡ ጉድኣትን ሳዕቤንን መስተ / • ክርስትናን መስተን /• ኣገባብ ኣፈዋውሳ ወልፊ መስተ /• መደምደምታ
እዚ ኣርእስቲ ኣዝዩ ሰፊሕን ብዙሕ መጽናዕትን ዝሓትት´ኳ እንተኾነ፡ ጽሑፈይ ሓፈሻዊ መግለጽን መረዳእታን ኮይኑ፡ ዝያዳ ኩሉ ድማ ብዛዕባ እቲ ኣብ