20
Sat, Apr
0 New Articles

Top Stories

ሓደ ግዜ ሓንቲ ሓፍቲ ብዝመጻ ፈተና ኣዚያ ትምረር። ብዛዕባ ኩነታት ኸኣ ኩሉ ግዜ ተግሮምርምን ትሓዝንን። ዝመጻ ጸገምን ፈተናን ከኣ ኩሉ በብሓደ ዘርዚራ ነታ ኣማኒት ኣዲኣ ተዕልላ። ኣዲኣ ኸኣ ኣዚያ ለባም ስለ ዝነበረት ንጓላ ኣጆኪ ኣምላኽ ምሳኺ እንድዩ ዘሎ ኢላ ጥራይ ከተጸናንዓ ወይ ክትድብሳ ኣይፈተወትን። እዛ

እዚ ታሪኽ እዚ ብዛዕባ ሓደ ወትሃደር ኣሜሪካ ካብ ኩናት ቬትናም ናብ ሃገሩ እተመልሰ ዘዘንቱ ታሪኽ እዩ። ካብ ሳንፍራንሲስኮ ንኣቡኡን ንኣዲኡን ቴሌፎን ደወለሎም "ባባ ማማ ናብ ገዛ ክመጽእ እየ ቅድሚኡ ግና ሓደ ሓለፋ ክትገብሩለይ ክሓተኩም እየ። ናብ ገዛ ምሳይ ከምጾ ዝደለኹ ዓርኪ

 ኣድያም ጥቓ ራህዋ ኮፍ በለት። በየናይ ክትጅምር ከም ዘላዋ እናሓሰበት ከኣ ዝን በለት። ኣብ መንጎ ክልቴኣተን ከኣ ጸጥታ ሰፈነ። ራህዋ ንኣድያም "ደኺምኪ ኢኺ መስለኒ ደሓን ዋላ ጽባሕ ነዕልል ደቅሲ" ኢላ ነቲ ዝነበረ ጸጥታ ኣፍረሰቶ። ኣድያም "ኖኖ ክሓስብ እየ ጸኒሔ በየን ጀሚረ ነየናይ ሓዲገ ደኣ

ተኽለ ሂፍ እናበለ ማይ ተመናይ በጽሐ። ኣብ ጥቓ ኣፍደገ እታ ኣውቶቡስ ተቐሪቡ ጸኒሑ ኸኣ ወረደ። 

"ኣታ እግዚኣሄር ኣምላኽ፣ ሽግረይ ትፈልጦ ኣሎኻ። ጎይታ፣ በጃኻ ንስኻ ነዛ መንገደይ ኣገባግበለይ" ኢሉ ብውሽጡ ጸለየ። 

 ስለ ምንባር እየ ዝነብር ኔረ እምበር ንዓይ ምንባር ማለት ትርጉም የብሉን፣ ልዕሊ ምውታት ትሕቲ ህያውን ኰይነ ጉዕዞይ ኩሉ ዝመረሕ ዝነብረኩ፣ ካብ ወለደይን ፈተውተይን  ንጹል ብምንባረይ ዝስማዓኒ ዝነበረ ጭንቀትን ስቓይን ብቓላት ክገልጾ ዘይክእል ከም ሕጻ ባሕሪ ዝምርዛኑ እምብዛ ከቢድ እዩ፣

ንዝኸበደ ዕዳይ ብሞትካ ኣርሒቕካዮ

ብፍቕርካ ንዓይ ምድሓንካ ገሊጽካዮ 

ንድኹም እምነተይ ኣበርቲዕካ መሊስካዮ 

ንዝሓመቐት ነፈሰይ ኣትንሲእካ ብተስፋ 

ኣምላኽ እዩ እሙን ጓሳይ ገለ እኳ ኣይጐደለንን 

ኣብ ምድሪ ዝተራኣየ ንግስነታት ዓለም ገሊኡ የደንቕ ገሊኡ የሕዝን። ዓለም ዝረኣየቶም ነገስታት ገሊኦም ጨካናት ገሊኦም ድኹማት፣ ገሊኦም ሕሱማት ገሊኦም ጥዑማት፣ ገሊኦም ርኹሳት ገሊኦም ልምሉማት፣ ገሊኦም ዕቡዳት ገሊኦም እሩማት እዮም…

 

ትትንስእ እሞ ዓውታ ተህድእ፡
ትለዓል እሞ ነውጺ ተርግእ፡
ንሰይጣን ንስኻ ኢኻ እተፍርሆ
ንሕሩይካ ብሰይፍኻ ትባልሆ፡
ብምምጻእ ወድኻ ንትሑታት ዘከርካዮም

1.  መሃልየ መህልይ ናይ  ሰሎሞን

2.  ፍቕርኻ ካብ ወይኒ ይጥዕም እዩ እሞ፡ 

    ብምስዓም ኣፉ ይስዓመኒ።

 3.  ቅብእኻ ምኡዝ ሽቱ ኣለዎ፡ ስምካ ዝፈሰሰ ቅቢ

ብሃገር።  ብልምዲ። ብቋንቋ። ካብ ካልኦት ኣይትፈልዮምን ኢኻ፣

ናይ ባዕሎም ዝነብሩለን ከተማታት የብሎምን፣

ብናይ ባዕሎም ቀቢላዊ ቋንቋ ኣይዛረቡን።

ኣምላኽዩ ማዕረ ማዕረ
ከም ባርያ ርእሱ ኣሕሰረ
ኣባይ ጽድቂ ኣብኡ ሓጥያት
ተሰኪሙ ከይዱ ናብ ሞት
ንኽህብትም ዝደኸየ
ንኽጸግብ ዝጠመየ

ንኽብርትዕ ዝደኸመ
ንኽባረኽ .....ተረገመ
ንኽጥዕይ ዝሓመመ
ንጸበባይ .....ዝዛዘመ

ንኽዕረቕ ዝተባእሰ
ንኣበሳይ
Advertisement