19
Fri, Apr
0 New Articles

"ስለቲ ዘይንገር ውህበቱ ንኣምላኽ ስብሓት ይኹኖ።" (2ይ ቈረንቶስ 9:15) ቅድሜ ሓደ ወርሒ ናይ 2013ን 'ክርስትማስ'(Christmas) ጊዜ እዩ ነይሩ። እዚ እዋን እዚ ብትኽክለኛ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ርድኢት ድዩ ዋላስ ከም ልምድን ከም ናይ ሰብ ባህልን፡

ብግምት ዳርጋ ካብ ፍርቂ ንላዕሊ ህዝቢ ዓለም ውህብት 'ክርስትማስ' ካብ ንሕድሕዶም ብምቅብባል ዓቢዪ ሓጎስ ኪሕጐሱ ዚፍትንሉ ጊዜ እዩ።

"እታ ናብ ጥፍኣት እትወስድ ደገ ርሕብቲ፡ መገዳውን ገፊሕ እያ፡ እቶም ብእኣ ዚኣትዉ ድማ ብዙሓት እዮም። እታ ናብ ህይወት እትወስድ ደገ ግና ጸባብ፡ መገዳውን ቀጣን እያ፡ እቶም ዚረኽብዋ ኸኣ ሒደት እዮም እሞ፡ በታ ጸባብ ደገ እተዉ።"፠ 

"ኣብ

መገዲ እናኸልአትን እግሪ ሰብ እናዓንቀፈትን ተሸጊር ዝነበረት ካብ ሓጺን ዝተሰረሐት ሳጹን፡ ኣብ ቤት ሓደ ስድራ፡ ኣከብቲ ሓጺን ዝጉሑፉ ጸዊዖም ክጉሕፍዋ ወሰኑ። እቲ ናይቶም ኣብቲ ድርጅት ጐሓፍ ዝጉሑፉ ሰባት ሓላፊ ድማ፡ "በሉ ቅድሚ ምጉሓፍኩምን ናብ እቶን ምድርባይኩምን፡ ቅድም ከፊትኩም ርኣይዋ"፡ ምናልባሽ ገለ

ነፍሲ ወከፍና መንፈሳዊ የዒንትና እንተ ዝኽፈት ኔሩ ከመይ ኮን ነቲ ሰመያዊ ዓለም ጥራይ ሃረር ምበልና ኔርና፣ ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን ከኣ መንፈሳዊ የዒንትኻ እንተ ዘይተኸፊቱ ንዘለካ ሰመያዊ ጽውዓን ክብርን ምስ እዚ ሓላፊ ምድራዊ ነገር ምውድዳር ዘይተርፍ እዩ፣

ካብ ዝሓለፉ መዓልትታት ጀሚሩ፡ ታይፉን ሃይያን ዝተባህለ ህቦብላ ንፋስ ባሕሪ ኣብ ደሴታት ፊሊጵንስ ዓቢ ማህሰይትን ጉድኣትን የብጽሕ ኣሎ። ገና ኣዝዩ ዕንወት እናወሰኸ ሞት ግዳያት ናብ 10000 ከብጽሕ ይኽእል እዩ ዝብል ዜና ይጋዋሕ ኣሎ። እንሆ ህሉዋትን ትሩፋትን ዝገብር ሓያል ባህርያዊ ሓደጋ ክም ማዕበላዊ ፈተነ

ኣብ ወንጌላት ከም እንረኽቦ የሱስ ብዛዕባ ኣብ ህይወት ደቀመዛሙርቱ ኪህልዉ ዘይግበኦም ሰለስተ ዓይነት ማይ ብሑቚ ኣመልኪቱ ብጽንኵር ከም ዘጠንቀቀ ነንብብ።

ናይ ሄሮዶስ ማይ ብሑቚ (ማር 8፡15)

ሓደ ግዜ ብዛዕባ ምጻት ጎይታና የሱሱ ክርስቶስን መወዳእታ ዓለምን ምስ ገለ ሰባት  ንዘራረብ ነበርና፣ ሓደ ካብቶም ምሳና ዝነበሩ ሰበታ ምጻት ምጻት ካብ ዝብሃል ክንደይ ጌሩ ኣሎ ምጻት ደቂ ሰባት መታን ካብ ክፍኣት ክርሕቑ ተባሂሉ ብበላሕቲ ናይ ሃይማኖት መራሕቲ ዝተማህዘ እንበር ምጻት ዝበሃል የለን፣ ሰብ

More Articles ...