23
Tue, Apr
0 New Articles

እቲ ጥምጥም 

ብዙሓት ኣንበብቲ ካብቲ ኣብ ምዕራፍ ሓደን ክልተን ዘሎ ዘደናግር ምርኢት ቀልጢፎም እዮም ናብ ዕቡይ መደረ ኣዕሩኽ እዮብ፡ ናብ ናይ ኣምላኽ ዕጹብ ናይ ባህሪ ግጥሚን ናብቲ (ምስቲ ዝረኽብዎ ሓበሬታ ተነጻጺሩ) ብዘሰንብድ መንገዲ ኣዝዩ ውሑድ ጩራ ተስፋ ዘለዎ ዘረባ እዮብ ይሓልፉ። ይኹንምበር፡ ድሕሪ ኩሉ ዝሰዓበ፡ ምርኢት ድሕረ ባይታ ምዕራፋት ሓደን ክልተን መደረኽ መሊኡ ከም ዘሎ፡ እዚ ብቀጻሊ ንገዛእ ርእስና ከነዘኻኽራ ይግባእ እዩ። ኣላዪ

ሓደ ጊዜ ሓንቲ መንእሰይ ኣዚያ ብጭንቀት ተዋሒጣ ናብ ኣዲኣ መጸት። እዛ መንእሰይ እዚኣ ኣብ ዩኒቨርስቲይ ትምሃር ብምንባራ ነዊሕ ግዜ እያ ካብ ገዝኣ ተፈልያ ዝነበረት። ኣብ ውሽጢ እዚ ግዜ እዚ ኸኣ ብዙሕ ናይ ህይወት ውረደን ደይብን እዩ ኣጋጢምዎ። እቲ ዝፈትዋ እሞ ኣምላኽ ሂቡኒ እዩ ኢላ እትኣምን ዝነበረ ሑጹያ

ከም ጋዜጠኛ መጽሔት፡ ስራሐይ ዛንታ ካልኦት ሰባት እናኣዘንተኹ ስለ ዝጀመርኩ፡ ገና ኣብቲ መጀመርታ ዕስራታት እንከለኹ እዚ ናይ ስቓይ ጸገም ጎፍ በለኒ። ዝተፈላለየ ንጽሑፍ ዝኸውን መበገሲ ሓሳባት እሃድን ኣብ ዝነበርኩሉ ጊዜ፡ እዚ ሃድነይ ናብ ዓራት ሽግር ዘጋጠሞም ሰባት መሪሑ፡ ምስ ሰብ ስቃይ ጎፍ ንጎፍ ብዙሕ

ሰብ ካብ ቆልዑኡ ኸሎ እዩ ነቲ ክበጽሖ ወይ ክኰኖ ዝደሊ ነገር ዝሓልሞ። ሕልምን ድሌትን ወዲ ሰብ ድማ ቐዲሕካ ስለ ዘይውዳእ በመጠን ዕድመ ዝወሰካሉ እቲ ሕልምን ባህግታትን ከኣ ክንድኡ ይዓብን ይስስንን። ምሕላምን ምድላይን ባህግን እኳ ኩፉእ እንተ ዘይኰነ ግና እንታይ ንደልን ንሓልምን ግና ወሳኒ እዩ። እቲ ዘሕዝን

ሓደ ጊዘ ሓደ ወናኒ ሆቴል ዓቢ ጋሻ ሎሚ ምሸት ክመጸካ እዩ እሞ ተዳሎ ዝብል መልእኽቲ በጽሖ። ወናኒ እቲ ሆቴል ከኣ እቲ ዝመጽእ ዘሎ ጋሻ ኣዚዩ ዓቢ በዓል ስልጣን ምኻኑ ተረድኦ እሞ፣ እቲ ኣሎ ዝብሃል ምግብታትን ዝስተን ብምድላው ካብ ናይ ክልእ እዋን ዝበለጸ ብዙሕ ምድላው ገበረ። ምሸት ምስ ኮነ ኸኣ ሓደ ብላይ

ኣብዛ ብዝሑ መግደራን ፈተናን ዘለዋ ዓለም ብዝተፈላለየ ጎድና ህይወት ክትሓልፍ ግድነት እዩ። ብፍላይ እዚ ዘለናዮ ዘመን ካብ ማንም ጊዜ ንላዕሊ ኣዚዩ ሑሱምን ተስፋ ዘቑርጽን ሰዓት እዩ። ብዙሓት ኸኣ በዚ ሕልኽላክ ዓለም ተጠላሊፎምን ተስፋ ቖሪጾምን ኣብ ዲቕ ዝበለ ናይ ጸልማት ጎደና ዘለዉ ሒደት ኣይኮነን። ኣብዛ

ምድሓን ኣዝዩ ዓቢ ነገር እዩ። ሰብ ንኽድሕን ግና ሓደ ቀሊል ነገር ክገብር እዩ ተኣዚዙ ስም ጥራይ ክጽውዕ። ነስተውዕል ስማት ወይ ኣስማት ኣይበልናን። እቲ ስም'ቲ ኸኣ ስም ካልእ ዘይኰነ ስም የሱስ እዩ። ሰባት ኣብ ቀረባ ይሃልዉ ኣብ ርሑቕ፡ እሩማት ይኹኑ ነውራማት፡ ሃብታማት ይኹኑ ድኻታት ወንጌል ሰሚዖም ኣብ

More Articles ...