Dear Brothers and sisters Today at 8 PM Pacific time Our Brother Kebreab Yimesgen will teach about "The teaching of Jesus in the mount" based on Matt chapter 5-7 and we invite you to join us in RadioRufta RadioRufta to Listen the radio both in Phone, android application or website please use these .ኩቡራትን ፍትዋትን ኣሕዋትን ኣሓትን ሎሚ ምሸት ብቐጥታ ኣብ ሬድዮ ሩፍታ ሓውና ክብርኣብ ይመስገን ብዛዕባ ከርን ስብከት ዝምልከት ኣስተምህሮ ካብ ሎሚ ሰዓት 8 ምሸት ብኣቆጻጽራ ካሊፎርኒያ ወይ ድማ ሰዓት 6 ናይ ንግሆ ብኣቆጻጽራ ኤውሮጳ ጀሚሩ ብቐጥታ ከመሓላልፍልና ክጅምር እዩ፡ ስለዚ ነዚ መደብ እዚ ንምስማዕ ናብ እዞም ዝስዕቡ ክትውከሱ ንሕብር
https://listen.zenolive.com/radiorufta
www.radiorufta.worthyofpraise.org
ኣብ ኣሜሪካ USA 1-518-907-9018
ኣብ ኣሜሪካ USA 17018010782
ኣብ ኣሜሪካ USA 16055627007
ኣብ ጀርመን Germany 4922198203493
ኣብ ካናዳ Canada 16474795715
ኣብ ዬኬ UK 44330998114
ኣብ ስዊዘርላንድ Switzerland 41445133033
ኣብ እስራኤል Israel 972765990013
ኣብ ስዊድን Sweden 46812410748
ኣብ ነርወይ Norway 4721930639
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ 27878250169
ብቐጥታ ኣብ ሬድዮ ሩፍታ
Typography
- Font Size
- Default
- Reading Mode