13
Tue, May
0 New Articles

celebrating unification of Eritrean churches in Seattle

News
Typography


Saturday, December 18 at 11:30am at Greenwood Christian Church
 
ሰላም ኣምላኽ ብምቕዳም፡ ብምኽንያት ምጽንባር ኣብ ስያትልዝርከባ ኣብያተ ክርስትያናት፡ ንዕለት 18ን 19ን ታሕሳስ ኣብ ንገብሮ ናይ ምስጋናን ሕብረትን ጽንብል ብምርካብ ፡ ኣብቲ ኣምላኽ ኣብ ስያትል ዝጀመሮ ናይ ሕብረት ዕዮ ተኻፋሊ ንኽትከውን/ኮኒ ብኽብሪ ንዕድም።
መዯብ ቀዳም................11:00 – 2:00pm
ኣምልኾ...............4:30 – 8:00 pm
ምሳሕ................2:00-4:00 pm
ሰንበት............... 3:00 – 8:00 pm