{mosimage}መልሲ ንሰብ ሓዳር እትብል ብቡሩስን ኬርል ብሪትንን ዝተጻሕፈት ብሓው ዮናስ ወልድሪፋኤል ድማ ዝተተርጎሞት ብዛዕባ ሓዳርን ኣብ ሓዳር ዘሎ ብድሆታትን ብግልጺ እተርእን እትምልስን መጽሓፍ ኣብ ዕዳጋ ተዘርጊሓ ትርከብ። እዛ መፅሓፍ እዚኣ ኣብ ሓዳር ንዘሎ ጉዳያት ብዘይሕብእብእ እተርእን ናይ መብዛሕትና ናይ ሓዳር ሕቶታት እትምልስ መጽሓፍ እያ። ገዚእኩም ተባረኹላ ተጠቀሙሉ። ንዝዀነ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ተወከሱ።
dnyonas@yahoo.com
tnsaesimg24@yahoo.com
ኣምላኽ ይባርኽኩም
{mosimage}መልሲ ንሰብ ሓዳር እትብል ብቡሩስን ኬርል ብሪትንን ዝተጻሕፈት ብሓው ዮናስ ወልድሪፋኤል ድማ ዝተተርጎሞት ብዛዕባ ሓዳርን ኣብ ሓዳር ዘሎ ብድሆታትን ብግልጺ እተርእን እትምልስን መጽሓፍ ኣብ ዕዳጋ ተዘርጊሓ ትርከብ። እዛ መፅሓፍ እዚኣ ኣብ ሓዳር ንዘሎ ጉዳያት ብዘይሕብእብእ እተርእን ናይ መብዛሕትና ናይ ሓዳር ሕቶታት እትምልስ መጽሓፍ እያ። ገዚእኩም ተባረኹላ ተጠቀሙሉ። ንዝዀነ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ተወከሱ።
This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.