26
Thu, Jun
0 New Articles

ድሕሪ ሓደ ሰሙን ህይወተይ ከጥፍእ እየ

Witness
Typography

መዋእላ ኣብ እምነት ምስልምና ዝነበረት ሰብ እያ፡ ኣዲኣ ብሕማም ተደኒሳ ኣብ ዓራት ደቂሳ ሞት ትጽበ ኣላ። ኩሉ ነገር ተስፋ ስለ ዘቑረጻ፡ ናይ ኣዲኣ ሕማም ኩሉ ሕልንኣ ኣዕረባ፡ ብገዛእ ርእሳ ድማ ህይወታ ከተጥፍእ ወሲና መስኮት ቴለቭዥና ምስ ከፈተት ግና ወንጌል ጥዑም ብስራት ሰሚዓ ንየሱስ ክትስዕቦ ወሲና። ጓላ እምብዛ ተቖጥዓት፡ ኣዲኣ ግና ቅድሚ ሞታ ተናሲሓ ምስ ጐይታ ምስቲ ሓቀኛ ኣምላኽ ኣብ ሰማይ ክነብር ወሲነ እየ፡ ንስኺ እውን ተነስሒ በለታ። ጓላ ምስ'ቲ ወንጌል ብትሌቪዥን ዝሰብኽ ዝነበረ እሞ ድማ ንወላዲታ ናይ ምድሓን ጸሎት ዝጸልያ ዝነበረ፡ ተራኸበት። ህይወተይ ከጥፍኣ እየ፡ ኢላ ድማ ብነድሪ ተዛረበቶ፡ ንየሱስ ዕድል ሃብዮ በላ፡  ንሳ ድማ ቕድሚ ህይወታ ምጥፍኣ፡ ሓደ ተኣምር ተፈጥረ፡ እስከ ነዛ ስዒባ ዘላ ሊንክ ብምጥዋቕ እቲ ዘገርም ምስክርነታ ንተዓዘብ። እቲ ናይ ትኣምራት ኣምላኽ