ሰብ ሓርነት ዘይብሉ ናብራ ኣብ ሓራ ሃገር ከም ሕ.መ.ኣመሪካ ብሓርነት ክነብር ይከኣሎዶ ፡ እወ ከም ካተይ በርማን ድሕሪ 12 ዓመት ጸቕጥን መግዛእትን ኮሚኒስታዊ ስርዓት ሃገራ ናብ ኣመሪካ ኣትያ
ክነብር ድየ ክመዉት ምስክርነት ካይ ዱራኮቪክ
ኣነ ኣብ ከባቢ ብልዕተይ ብዘጋጠመኒ ናይ ካንሰር ሕማም ብዙሕ ግዜ መጥባሕቲ ጌረ እየ። እቲ ሕማም ካንሰር ውሽጢ ውሽጢ እናበላዓንን እናሳቐየንን ስለ ዝኸደ ሓኻይም ክሳብ እቲ ንኻልኦት ክፍሊ ኣካላተይ ከጥቕዕ ብዝኽእል ሕክምና ከይተረፈ ሓኪሞምኒ እዮም። እቲ ዝወስዶ ዝነበርኩ ሕክምና ሓደገኛ ካብ ምኻኑ ዝተላዕለ
ምንጋፍ ካብ ጥንቈላዊ ኣሰራርሓን ህይወትን (ወ/ሮ ኣልማዝ ገብረኣምላክ)
ካብ ኦም ህይወት (4ይ ዓመት ቁጽሪ 39 ለካቲት 2002) ዝትወሰደ ምስክርነት
* እስኪ ንርእስኺ ምስ ኣንበብቲ ኣፋልጢ።
** ስመይ ኣልማዝ ገብረኣምላኽ ይብሃል ዕድመይ 28 እዩ። ብዓልቲ ሓዳርን ኣደ ኣርባዕተ ቈልዑትን እየ። ብግእዝ 1980 (ብ1987/8) እየ ተመርዕየ። ናይ ትምህርቲ
ኣምላኽ ኣነ ኣዚየ ዝጸልኣካ ኣነ ኣምላኽ ግና የፍቅረካ እየ።
ኣምላኽ ንዓይ ዝገበርካኒ እንታይ እዩ? ኣነ ሰብ ቀቲለ ኣይፈልጥን እየ። ንማንም ከኣ ብዙሙት ዓሚጸ ኣይፈልጥን እየ። ፈጺመ ሰሪቐ ኣይፈልጥን እየ። ብርግጽ ንዉሱናት ሰባት ጐዲኤ እየ ግና ኣቐዲሞም ንሶም እዮም ጐዲኦምኒ። ዝገበርክዎም ከኣ ይግብኦም እዩ።