18
Thu, Apr
0 New Articles

ኣብ ሓንቲ ንእሽቶይ ዓዲ እትርከብ ቤተክርስትያን ኩሉ ግዜ መንፈሳዊ ኣኼባ ይካየድ ነበረ፣ ኣብቲ ቤተክርስትያን ኣብ ጥቓ እቲ ማዕጾ ሓደ ዓቢ ሞሞቒ ፋርኔሎ ነበረ፣ ኣብ ግዜ ቑሪ ኸኣ ኣዚዩ ሓጋዚ ነበረ፣ ሓድሽቲ ሰባት መጽዮም ኣብ ጥቕኡ ኮፍ ኣይብሉን ነበሩ፣ ሓደ መንእሰይ ግና ካብቲ ሰባኻይ ክሕባእ ስለ ዝደለየ ብድሕሪ እቲ ዓቢ መሞቒ ኮፍ በለ፣

እዚ መንእሰይ ኢቭሬት ዝብሃል ወዲ 28

መጀመርታ ንዓቢኹም ንናእሽቱኹም ንኣወዳትኩም ንኣዋልድኩም ኮታ ንኹልኹም እንቃዕ ኣምላኽ ሓሊዩን ጓስይን ናብዚ ሓድሽ ዓመት ኣብጸሓኩም እናበልኩ ኩቡር ሰላምታይ የቐድም፣ ስመይ ተስፋ ስንቁ ይብሃል፣ እዚ ስም እዚ ግና ሓድሽ ሰምየ እምበር ቀደምሲ ስመይ ጉዱል ተስፋ እዩ ኔሩ፣ በሉ ናብቲ ቀንዲ ታሪኸይ ክመልስኩም፣