22
Fri, Aug
0 New Articles

ቃለ መጠይቕ ምስ ሓውና ጣዓመ ኣቶውብርሃን

News
Typography



ክቡራትን ፍትዋትን ኣሓትን ኣሕዋትን ኣብ ሰሙን ሓንሳብ ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ኣዒልና ምስ ዝተፈላለዩ ኣሕዋት ሓባራዊ ዘተ ንገብር ኣሎና፤ ንሎሚ ድማ ምስ ሓውና ጠዓመ ኣቶውብርሃን ብዛዕባ ምዝሙርን ኣምልኾን ዝምልከት ቃለ መጠይቕ ጌርና ኣሎና፤ እንሆ ሳልሳይ ክፋሉ ተኸታተሉ። ዝመጽእ ሰሙን ድማ ዝሓተትክምዎ ሕቶታት ክንምልስ ኢና። ትሕዝቶ እዚ መልእኽቲ እዚ ካልኦት ክሰምዕዎን ክጥቀምሉን ይግባእ ኢልኩም ኢልኩም እንተ ኣሚንኩም ንኻልኦት share ክትገብርዎ ንላቦ፤ ኣምላኽ ይባርኽኩም፥።