ክቡራትን ፍትዋትን ኣሓትን ኣሕዋትን ኣብ ሰሙን ሓንሳብ ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ኣዒልና ምስ ዝተፈላለዩ ኣሕዋት ሓባራዊ ዘተ ንገብር ኣሎና፤ ንሎሚ ድማ ምስ ሓውና ጠዓመ ኣቶውብርሃን ብዛዕባ ምዝሙርን ኣምልኾን ዝምልከት ቃለ መጠይቕ ጌርና ኣሎና፤ እንሆ ካልኣይ ክፋሉ ተኸታተሉ። ትሕዝቶ እዚ መልእኽቲ እዚ ካልኦት ክሰምዕዎን ክጥቀምሉን ይግባእ ኢልኩም ኢልኩም እንተ ኣሚንኩም ንኻልኦት share ክትገብርዎ ንላቦ፤ ኣምላኽ ይባርኽኩም፥።