22
Fri, Aug
0 New Articles

ምረትን ሳዕቤኑን

News
Typography

ክቡራትን ፍትዋትን ተኸታተልትና፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ሓውና ኣገልጋሊ ሳምሶም ምስግና ዝጀመርናዮ ብዛዕባ ስነ ኣእምሮን ምስኡ ዝተኣሳሰር ኣርእስቲ ኣልዒልና ተዛትይና ኔርና፡ ሎሚ ድማ ራብዓይን መወዳእታን ክፋሉ ሒዝና ቐሪብና ኣሎና፡ ዘለኩም ሕቶታት ክትልእኹልና ትኽእሉ ኢኹም ሓውና Samson Mesghenaድማ ንሕቶታትኩም ክምልስ ፍቓደኛ እዩ። ብዛዖባ እዚ ጉዳይ ዝምልከት ዝበለጸ ሓበሬታ ንምርካብ ናብ መርበብ ሓበሬታ http://www.betefewsi.com/ ብምኻድ ዝተፈላለየ ነዚ ጉዳይ ዝምልከት ኣስተምህሮ ክትረኽቡ ይከኣል። ነዚ ኣገዳሲ ዘተ እዚ ድማ ምስ ካልኦት share ክትገብርዎ ንላቦ፡ ኣምላኽ ይባርኽኩም ፤ ነዛ ሰማያዊት ሊንክ ጠውቕዋ።

ሓባራዊ ዘተ ምስ ኣገልጋሊ ሳምሶም ምስግና