ኣብ ሉዘርን ስዊዘርላን ኣብ ወርሒ ኣፕሪል ካብ 9 ክሳብ 11 'ሃለዋት ማሕበር ኣምላኽ' ብዚብል ኣርእስቲ ምስ ካልእ ኣገዳሲ ትምህርትን ናይ ሕቶን መልስን ናይ ሓድሕድ ምዝርራብን ናይ ጸሎትን ናይ ሕብረት ጊዜ ስለ ዝህልወና፥ ኣብ'ዚ መኣዲ እዚ ተኻፈልቲ ክትኮኑ እትደልዩ፥ ኣድራሻ ሆተልን ናይ ምዝገባ ዋጋን ሓበሬታ ክትረኽቡ ኣብዘን ስልኪ ቁጽሪ ደውሉ፥
ሀ. 0041765068852 ለ. 0041763803771 ደዊልኩም ሓበሬታ ርኸቡ፥
ኣብቲ 'ሃለዋት ማሕበር ኣምላኽ' ዚብል ኣራእስቲ
1. ማሕበር ኣምላኽ = ዘለኣለማዊት ምኽሪ ኣምላኽ ምኻና
2. ምንጽጻር ማሕበር ኣምላኽን ምምሕዳራን = ሕጅን ኣብ ዘመን ሃዋርያትን
3. ማሕበር ኣምላኽ ዘጥፍኣቶም መንፈሳዊ ኡንቅታት
4. ናብቲ መንፈሳዊ ንቡር ንምምላስ ከም ማሕበር ኣምላኽ እንታይ ክንገብር ይግብኣና ዚብል የጠቓልል
Jugendherberge Luzern
Am Rotsee Sedelstrasse 12
ብናይ መንግስቲ ኣምላኽ ጉዳይ ተገደሱ፥
6004 Luzern (LU)
Tel: +41 (0)41 420 88 00
Fax: +41 (0)41 420 56 16
luzern@youthhostel.chሓውኹም፥ ኣገልጋሊ ብጹእ ኣምላኽ
{gallery}con//coninluzern/{/gallery}
ኣብ ሉዘርን ስዊዘርላን ኣብ ወርሒ ኣፕሪል ካብ 9 ክሳብ 11 'ሃለዋት ማሕበር ኣምላኽ' ብዚብል ኣርእስቲ ምስ ካልእ ኣገዳሲ ትምህርትን ናይ ሕቶን መልስን ናይ ሓድሕድ ምዝርራብን ናይ ጸሎትን ናይ ሕብረት ጊዜ ስለ ዝህልወና፥ ኣብ'ዚ መኣዲ እዚ ተኻፈልቲ ክትኮኑ እትደልዩ፥ ኣድራሻ ሆተልን ናይ ምዝገባ ዋጋን ሓበሬታ ክትረኽቡ ኣብዘን ስልኪ ቁጽሪ ደውሉ፥
ሀ. 0041765068852 ለ. 0041763803771 ደዊልኩም ሓበሬታ ርኸቡ፥
ኣብቲ 'ሃለዋት ማሕበር ኣምላኽ' ዚብል ኣራእስቲ
1. ማሕበር ኣምላኽ = ዘለኣለማዊት ምኽሪ ኣምላኽ ምኻና
2. ምንጽጻር ማሕበር ኣምላኽን ምምሕዳራን = ሕጅን ኣብ ዘመን ሃዋርያትን
3. ማሕበር ኣምላኽ ዘጥፍኣቶም መንፈሳዊ ኡንቅታት
4. ናብቲ መንፈሳዊ ንቡር ንምምላስ ከም ማሕበር ኣምላኽ እንታይ ክንገብር ይግብኣና ዚብል የጠቓልል
Jugendherberge Luzern
Am Rotsee Sedelstrasse 12
6004 Luzern (LU)
Tel: +41 (0)41 420 88 00
Fax: +41 (0)41 420 56 16
This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.
ሓውኹም፥ ኣገልጋሊ ብጹእ ኣምላኽ
{gallery}con//coninluzern/{/gallery}