19
Fri, Apr
0 New Articles

ሓደ መዓልቲ ፊልጶስ፣ እግዚኣብሄር ብዝመርሖ መገዲ፣ ናብ ጋዛ ኣቢሉ ይኸይድ ነበረ። ሓደ ናብ የሩሳሌም ኪሰግድ መጺኡ ዝነበረ ኢትዮጵያዊ ስሉብ ሰብኣይ ከኣ፣ በቲ መገዲ ይምለስ ነበረ - ንኢትዮጵያ ገጹ። ኣብ ሰረገላኡ ተቐሚጡ ኸኣ ካብ መጽሓፍ ነብዩ ኢሳያስ የንብብ ነበረ። ግናኸ የንብቦ ደኣ እምበር፣ ነቲ ዜንብቦስ የስተውዕሎ ኣይነበረን።


ንስኻ ክትጽሊ ኸሎኻ፣ ናብ ቤትካ እቶ፣ ማዕጾኻ ዕጾ፣ ነቲ ብሕቡእ ዘሎ ኣቦካ ለምኖ፣...(ማቴ. 6፣6)

 

ኣብ ሃገረ ደቡብ ኣፍሪቃ ን ናይ ኣራንሺ ግረብ ዝጎድኡ ሓያሎ ዓይነት ሕማማት ኣለው። ሓደ ካብኣቶም እቲ ብልምዲ፣ ‘ናይ ሱር ሕማም' ተባሂሉ ዚፍለጥ እዩ። እታ ገረብ ፍረ ተፍሪ

መንፈስ ቅዱስ ንምስክርነት ህይወት ሄኖክ ብክልተ  "ንኣምላኽ ኣስሚሩ" (እብ 11:5)  ዝብላ ቃላት ኣቐሚጥዎ ኣሎ፣ ብዛዕባ ዝደለቦ ሃብቲ ወይ ከኣ ዝረኸቦ ምድራዊ ክብሪ ኣይዘርዘረን፣ ብእኡ ናይ ዝተሰብከ ስብከት። ዝተፈጸሙ ሰናይ ግብርታት ይኹኑ ተመስኪሩለን ናብ ድሕነት ናይ

ሰባት ኣብ ምድሪ ካብ ዝፍጠሩ ንነገራት ንምልላይ። ምፍላይን ምግላጽን ስም ይጥቀሙ፣ ስም ዝኾንካዮ ወይ  ክትኮኖ እትደልዮ ስለዘመልክት ድማ ኣብ ኣወሃህባ ኣስማት ኣዚና ጥንቁቓት ንኸውን፣ መጽሓፍ ቅዱስ ንስም ጽቡቕ ሚዛን ስለዝህቦ እግዚኣብሄር ነቲ መጀመርያ ዝፈጠሮ ሰብ ባዕሉ ስም ከምዘውጽኣሉን (ኣዳምን

1.      ዘፍ4*9፡ Ï"እግዚኣብሄር ከኣ ንቃየል፡ ኣቤል ሓውካ፡ ኣበይ ኣሎ? በሎ።÷" ክቡር ክርስትያን ነዚ ጽሑፍ እዚ ከመይ ገይርካ ኢኻ እተንብቦ ዘለኻ? ቀደም ንቃየል ከምእተባህለ ጥራይ ዶ? ቃል ኣምላኽ ህያው እዩ፡ እብ4*12

ቅድሚ ሒደት ዓመታት። ኣብ ሓደ ምውቕ ናይ ሓጋይ ቀትሪ ኣብ ፍሎሪዳ ሓደ ንእሽቶ ቆልዓ ኣብ ድሕሪ ገዝኡ ኣብ ዝርከብ ቀላይ  ክሕንብስ ወሰነ፣ ብታህዋኽ ኩሉ ክዳዉንቱ። ሳእኑን ካልሱን ኣዉጺኡ ድማ  ዘሊሉ ናብቲ ዝሑል ማይ ኣተወ፣ ሓርገጽ ናብኡ ገጹ ይመጽእ ከምዘሎ ከየስተውዓለ ድማ ናብ ማእከል እቲ

መንፈስ ቅዱስ ንምስክርነት ህይወት ሄኖክ ብክልተ  "ንኣምላኽ ኣስሚሩ" (እብ 11:5)  ዝብላ ቃላት ኣቐሚጥዎ ኣሎ፣ ብዛዕባ ዝደለቦ ሃብቲ ወይ ከኣ ዝረኸቦ ምድራዊ ክብሪ ኣይዘርዘረን፣ ብእኡ ናይ ዝተሰብከ ስብከት። ዝተፈጸሙ ሰናይ ግብርታት ይኹኑ ተመስኪሩለን ናብ ድሕነት ናይ

More Articles ...