25
Thu, Apr
0 New Articles

ካብ ግዳም ሓደር ናብ ሰባኺ ዝተቐየረ

Salvation
Typography
ኣብ 1980 . ኣብ ሲንጋፑር ካብ  ክርስትያናት ወለዲየ ተወሊደ ግና ብድልየተይ ዘይኮነስ ድፍኢት ጥራይ ንቤተክርስትያን ይከይድ ነበረኩ ኡሞ አቲ ምምልላሰይ ኣይሓገዘንን። ካብ ብንእሽተይ ጀሚረ ካብ ዝሓመቐ ህይወት ናብ ዝሓመቐ ህይወት ዝመርሕ ዝነበኩ ኣብ መበል 17 ዓመተይ ድማ ትምህርተይ ኣቃሪጸ ኣብ ኣልኮላዊ መስተን ምትካኽ ሽጋራን ተዋፊሩ ናይ ፖኖግራፊ ስኢልታት ድማ ኣተሓሳስባይ ዝተበላሸወ ኣብ ኣዝዩ ሕማቕ ህይወት ወዲቐ በዚ ድማ ዝኸፍኣ ገበናት ይሰርሕ ነበረኩ ፡፤

ሓደ እወን ግና ኣብ ከምዚ ህይወት ከለኹ ሓንቲ መንእሰይ ጋል ቤተ ክርስትያን ክኸይድ ዐደመትኒ እሞ ብእኡ መስረት ኣብቲ ቦታ ንክርስቶስ ከም ናይ ግሊ መድሓኒ ንክቕበሎ ወሰንኩ እሞ ህይወተይ ብዘገርም ተኣምራት ተለወጠት። ኣብቲ ላዐለዋይ ደረጃ ትምህርተይ ምስ በጻሕኩ በቲ ዘይስነምግባራዊ ባህርያተይ ንብዙሓት ስለ ዝጸለኹዎም ከም መምህራነይን ኣማኸርቲ ዝበሃሉ ተደጋጋሚ ምኽሪኮ አንተሃቡኒ ክሰምዖም ኣይከኣልኩን

ናይ ግዳም ሓደር ናብራይ

በቲ ዘይኡሩም ኣከያይዳይ ካብ ትምህርተይ ተሰጊገ ኣብ መበል 17 ዐመተይ ድማ ግዳም ሓደር ኮንኩ እሞ ናይ ኣልኮላዊ መስተ ግዙአን ናይ ፖኖ ግራፊ ማለት ኣጸያፊ ጾታዊ ስእልታትን ተግባራትን ውሉፍ ኮንኩ ፣፣ ኣብ ስርቂ አውን ብምውፋር ምስቶም ሓሺሽ ዝወስዱ ድማ ጽቡቕ ዝምድና መስረትኩ ሰብ ክቕይረኒ ዘይክአልን ብሓጢኣት ዝተጨማለቕኩ ሰብን ኮንኩ ኣብ ወተሃደራዊ ቤት ማሕቡስ ተዳጊነ ካብኡ ብተደጋጋሚ ብምሃዳም ለዊጢ ከምጽእን ክሰምዕን አውን ኣይከሃልኩን ፡፤ ግዙእ ሰይጣን ብምኻን ከኣ ምስ ብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ እውን ዘይረየ አቲ ዘገሪም ግና እታ መንእሰይ ጋል ዝገበረትለይ ናይ በተክርስትያን ምኻድ ህይወተይ ዝለወጠ መድረኽ አዩ ነይሩ ፡፤

ለውጢ ህይወትይ

ህይወት ድሕሪ ንጎይታ ምቕባለይ እቲ ናይ 9 ዐመት ወልፊ ምትካኽ ሽጋራ ተቓረጸለይ አቲ 6 ኣመት ዘይምቁርጽ ዝወስዶ ዝነበርኩ ኣልኮላዊ መስተን ወልፊ ኣጸያፊ ተግባራት ናይ ጾታዊ ስርሓትን እውን ከምኡ ተቖረጸለይ ' አቲ ኣብ ደቂ ኣንሰትዮ ዘነበረ ኣተሓሳስባይ ከማን ተለወጠ ፡፤ ኮታስ ኩሉ ሕርቃንን ባእስን ሕማቕ ባህሪያትን ዝነበረ ኣብ ህይወተይ ተቐይሩስ እንሆ ሓርነተይ 10 ኣመት የስተማቕሮ ኣሎኹ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ አቲ ንሰብ ዘይከኣሎ ኣምላኽ ግና ይከኣሎ አዩ ዝብለና እሞ ኣብዚ ሓድሽ ህይወት ንኽኣቱ  ህይወተይ ዝለወጠ ጎይታ የሱስ ይባረኽ ፡፡ ሓይሊ ኣምላኽ ኣዩ ንህይወተይ ለዊጡዋ ኣብ ክርስቶስዩ ለውጢ ናይ ህይወት ዘሎ እሞ ኣነ ህያው ምስክርየ ፡፡