እቲ መሲሕ ብጆርጅ ሃንደል
"ንቅዱሳን ጽሑፋት ብሙዚቃ ከወሃህዶም ከሎ ዝስምዖ ደስታ ኩሉ እዋን ምስ ገለጸዩ። እቶም ኣብ መዝሙረ ዳዊት ዘለዉ ብሉጻት
መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ድዩ?
ኣብ ዓለም ካብ ዝሕተሙ መጽሓፍቲ ብብዝሒ ዝተሐተመ መጽሓፍ ቅዱስ እዩ። ስጋብ ሕጂ 6 ቢልዮን ዝግመት መጽሓፍ ቅዱስ ተሓቲሙ አሎ።
ሰማዒት እዝኒ
ኣብ ጉዕዞ ክርስትና ከም ወደ መዝሙር ክንዓቢ ከሎና፡ ሓደ ካብቶም ኣገደስቲ ነገራት ሰማዒት እዝኒ ምጥራይ እዩ። ሕማቃት ሰማዕቲ ንፉዓት ደቀ መዛሙር ክኾኑ ኣይክእሉን እዮም። ካብ መልእኽቲ ሃዋርያ ያዕቆብ ከም እንርድኦ፡ ብዛዕባ ልሳን እኳ ብዙሕ መጠንቀቕታ ነቐፌታን እንተሃበ፡ ብዛዕባ እዝኒ ግን ንዕኡ ዝመስል
ኣእምሮ
ክርስትያናዊ ወደ መዝሙርነት ናብ ኩለንትናዊ ሰብኣዊ መንነትና ዝቕንዐ እዩ። ንእግዚኣብሄር ኣምላኽና ብኹሉ ልብናን ብኹሉ