23
Tue, Apr
0 New Articles

ኣብ ወንጌል ማቴዎስ 14 የሱስ ነቲ እኩብ ህዝቢ ብተኣምራት እንጌራ ምስ መገቦ፡ ንደቀ መዛሙርቲ ናብ ማዕዶ ባሕሪ ክሳገሩ ኣዚዝዎም። ደቀ መዛሙርቲ ትእዛዙ ተቐቢሎም ብጃልባ ብለይቲ እናተጓዕዙ እንከለዉ ማዕበል ብቕድሚኦም ነታ ጃልባ የጨንቓ ከም ዝነበረ እሞ የሱስ ብማየ ማይ እናኸደ ብራብዓይ ምቃል ለይቲ ናብኦም ከም ዝመጸ ነንብብ።

''ኣምላኽ ነቲ ዘመን ድንቁርና ኣሕሊፉ፡ በቲ ካብ ምውታት ዘተንስኦ እሞ  ብእኡ ንኹሉ እምነት እናሃበ ዝመደቦ ሰብኣይ ንዓለም ብጽድቂ ዝፈርደላ መዓልቲ ወሲኑ ስለዘሎ ሕጂ ኣብ ኩሉ ቦታ ንብዘሎ ሰብ ኪንስሑ ይንገር ኣሎ።" ግብ 17፡30-31

ዝገብሮ ኵሉ ዝሰልጦ ሰብ ኣሎ ድዩ? ክህሉ ኣይክእልን ኢልና ኢና ንሓስብ። ርግጽዩ ሓንሳእ ሓንሳእ ዝሰልጦ ሰብሲ መሊኡ እዩ። ግን ኵሉ ሳዕ ብዅሉ ዝገብሮ ዕዉት ዝዀነ እንተልዩ ካልእ ዝፍጥረቱ ደኣምበር ስጋን ደምን ዝለበሰ ከማና ድኹም ሰብ ክኸውን ኣይክእልን ኢልና ኢና ንድምድም። ግን መጽሓፍ ቅዱስ ብዙሕ

“ኣብ የሩሳሌም ኣብ ጥቓ ደገ ኣባጊዕ ከኣ። ብኢብራይስጢ ቤት ሄስዳ ዚበሃል። ሓሙሽተ ገበላ እተገብሮ ቐላይ ነበረ፣ ኣብኡ ምንቅስቓስ እቲ ማይ ዚጽበዩ ብዙሓት ሕሙማት ዕውራትን ሓንካሳትን ድኑሳትን ይድቅሱ ነበሩ፣ እናሓንሳእ ሓደ መልኣኽ ናብቲ ቐላይ ወሪዱ ነቲ ማይ የንቀሳቕሶ ነበረ እሞ። እቲ ቕድም ወሪዱ