25
Thu, Apr
0 New Articles

መለክዒታት እግዚኣብሄር ንቅኑዕን ግጉይን

ድሕሪ ሞትካ ንመንግስቲ ኣምላኽ ምእታው ከም ዝወሃበካ፡ ብህይወት ከለኻ ርግጽ ክትፈልጥ ትኽእልዶ? ንመንግስቲ ኣምላኽ ብቁዕ ዲኻ ኣይኮንካን ንምውሳን ንዓሰርተ ትእዛዛት ተመልከቶም (ዘጸ 20፡1-17)። ከመይ ከም ትትግብሮም ድማ ርኤ። እዞም ሕግታት ንኽንነብረሎም ብእግዚኣብሄር እተሰርዑ ናይ ባህርያት መለክዒታት እዮም። ማዕረ ክንደይ ብዝግባእ ስዒበዮም ኢልካ ትሓስብ። ንእሽቶ ግዜ ውሰድ፡ ነዞም ትእዛዛት ድማ ተመልከቶም፡ ኣብ

ወዲ ዓሰርተ ዓመት ኣቢሉ ዚኸውን ዝፈትዎ ሓወይ ብዙሕ ሳዕ "እዚ እባ ግበረለይ?"፡ "ከምዚ እባ ተማልኣለይ?"፡ "ከምዚ ትገዝኣለይ ዲኻ?"፡ "መዓስ ኢኻ እዚ ተምጽኣለይ?" እናበለ ይሓተኒ። ከምዝለመድኩዎን ከም ኣተዓባብያ ከባብየይን "እወ፡

/ማርቆስ 5።21-43/ ብ ቦብ ደፊንቦጅ

መ እ ተ ዊ

ብዙሕ ግዜ ሃንደበት ብዘጋጥሙኻ ነገራት ጸቕጢ ይፈጥረልካ፣ ኩሉ ግዜ ንግሆ ተመሲጠ ጋዜጣ እንዳምበብኩ ከለኹ በዓልቲ ቤተይ ግና ጎሓፍ ክጉሕፍ ትደልየኒ፣ኣብ ገራጅ ኢደይ ግሮሶ ተጸያይቐ እንዳሰራሕኩ ቴሌፎን ደዊሎም ይደልዩኒ። ሃንደበትነት ክፋል ናይ

ግናኸ ንሕና ገና ሓጥኣን ከሎና ክርስቶስ ኣብ ክንዳና ሞይቱ እዩ እሞ፡ ኣምላኽ እታ ፍቕሩ ንኣና በዚ የርኢ ኣሎ።- ሮሜ 5፡8

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ዘሎ ምሳሌኣዊ ዛንታታት ብዝለዓለ ካብ ዚጥቀሳ ሓንቲ "ዛንታ ወይ ምስላ ናይቲ ጥፉእ ወዲ" እያ። ካብቲ ሃብታም ኣቦኡ፡ "እቲ ዚግበኣኒ

ክልተ ሽሕ ዓመታት ኣቢሉ ይገብር ኣብ እስያ ኣብ እትርከብ ጠርሴስ ናይ ቂልቅያ እዩ ተወሊዱ። ዓሌቱ እስራኤላዊ ኰይኑ ካብ ነገድ ብንያም እዩ ዚውለድ። ኣብ እዋን ንእስነቱ ዚጽውዓሉ ዝነበረ ሽም ሳውል ይበሃል። ኣብ ትሕቲ ገማልኤል እተባህለ መምህር ሕጊ ኣይሁድ እናተማህረ ኸኣ ዓበየ። ፈሪሳዊ ድማ ዀነ። (ፈሪሳውያን

More Articles ...