ጸሎት ክኣብየካ ኸሎ!
ጸሎት ኣብዩካ'ዶ ይፈልጥ? - ጸሎት ዕልቕጥ ኢሉካ'ዶ ይፈልጥ? ጸሎት፡ ትርጉም ዘይብሉ ዀይኑ ተሰሚዑ'ዶ ይፈልጥ? ኣብ ጸሎት፡ ደንዚዝካ'ዶ ትፈልጥ? - ዝጸሌኻዮ ጸሎት ናብ ሃውህው ትሰዶ ዘሎኻ መሲሉ ተሰሚ ዑካ'ዶ ይፈልጥ?
ሐቂ ክርድኣካ ምእንቲ ንበረሉ
ሓቂ እንተነቢርካላን ተኣዘዝካያን ጥራይ ከም ትርድኣካ ካብ ዝግለጸለይ ቅሩብ ጸኒሐ እየ። ማለት ትምህርቲ መጽሐፍ ቅዱስ ክሳዕ ኣብ ብዘሎ ህይወትና ኣዋሃሂድና እንነብረሉ ክረብሓና ኣይክእልን'ዩ።
ታሪኽ ምስ ቁም-ነገር መስትያትካ ድዩስ መልክዔይ!
ሓደ መስትያት ዝሸይጥ ነጋዳይ፡ ካብ ቦታ ናብ ቦታ እናዞረ መስትያት ይሸ ይጥ ነበረ፡፡ ኣብ ሓደ ዓዲ