ኣቐዲሙ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣል-አዝሃር፡ ካይሮ ግብጺ ብታሪኽ ምስልምና ፕሮፌሰር ነበር
ኣብ ኣል-ኣዝሃር(ተደናጊረ) ኩሉ ተሓዋዊስኒ ከምዝነበረ
ቅድሚ ዓሰርተ ሓሙሽተ ዓመት ኣብቲ እቶም ውሩያት ፕራሚዳት ግብጺ ዝርከብሉ ከተማ ጊዛ ናይ ሓደ መስጊድ ኢማም እየ ነይረ። (ሓደ ናይ መስጊድ ኢማም ዘለዎ ደረጃ ጽፍሒ ምስቲ ኣብ ክርስትና ናይ ሓንቲ ማሕበር ፓስተር ዘለዎ ስልጣን ዝመሳሰል እዩ።) ነፍሰወከፍ ዓርቢ ድሕሪ ቀትሪ ካብ ሰዓት 12 ክሳዕ 1 መልእኽቲ ናይታ ሰሙን